ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ መኪና ከምልጡ ፈቲኖም ንዝበሎም ብውሑዱ 4 መንእሰያት ተዓለምቲ ኣብ ማእከል ኣስመራ ክርሽን ከሎ ብዙሓት ከምዘቑሰለ ምንጭታት ሓቢሮም። By assenna on April 4, 2016

    ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተገፊፎም ብወገን ምዕራብ ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት ትማሊ 3 መጋቢት ብሓያለ መካይን ተጻዒኖም ብኣስመራ ናብ ዓሰብ ክሓልፉ ከለዉ መልእኽቲ ካብ ስድራና ክንቅበል ኢሎም ናብ ሓለውቶም ዘቕረቡዎ ሕቶ ስለዘይተመለሰሎም ካብ መካይን ክዘሉ ምስ ጀመሩ ብዝተኸፍተ ቶኽሲ ብውሑዱ 4 መንእሰያት ከምዝተቐዝፉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እተን ናብ ዓሰብ ተመራሪሐን ዝኸዳ ዝነበራ ናይ ጽዕነት […]

በይ ኤርያ ጨንፈርኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ባይቶ ኣኼባ .02 ሚያዝያ 2016

    ኣባላት ተሓጋገዝቲ ኣሳናዳኢት ሽማግለ ዞባ ምዕራብ አብ ኣመሪካ በይ ኤርያ ጨንፈር ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዳ ኣብዚ ኣኼባ ዘካየደቶ ዝሰርሓቶ ስራሕ ነብሳ መቂላ ንምዕራብ ዞቦ ኣመርካ ነዚ ካላኣይ ሃገራዊ ባይቶ ሰብ ከይተርፈና ኢላ ናይ ስራሕ ተሓታትነት ክህሉ ምእንቲ ንዞባ ምዕራብ ከምቲ ዝበጻሕናዮ ዝድለ ኣብ ኩሉ ምዕራብ ዞባ ኣመሪካ ኣባላት ባይቶ መንጸፍ ናይ […]

ሰራዊት ሕድርን ወዲ ደቡስን ብ, ኣባል ሰራዊት ሕድሪ

  ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ንስለ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኢሉ ባዕሉ ብትእዛዝ, እቲ ልዑልን ለዋህን ፈጣሪና ኮነ ኢሉ ንህዝቢ ኤርትራ ከድሕን ዝተፈጥረ ውድብ እዩ ዝመስል። ኣባህላይ ንገሊኦም ምግናን ኮይኑ ክስመዖም ይኽእል ይኸውን, ነቶም ኣብ ቅድሚ ግንባር ይኹን ኣብ ከባቢኡ ዘሎና ግን, ርኡይን ምስኩርን እዩ። ፈጣሪ ድማ ንኹሉ ኣማሊኡ ስለ ዝፈጥር ነዚ ንህዝቢ ኤርትራ ንኸድሕን ብፈጣሪ […]

ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ብዝፈጠሮ ጽልዋ፣ ሓደ ዶላር ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ትሕቲ 20 ናቕፋ ይሽረፍ ኣሎ Radio Erena: 01 April 2016

ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ብዝፈጠር ጸቕጢ፣ ሓደ ዶላር ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ትሕቲ 20 ናቕፋ ይሽረፍ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ኣብዚ እዋን’ዚ ተራእዩ ዘሎ ሕግታት ዕዳጋ ዘይተኸተለ ምንቑልቋል መጠን ሸርፊ፣ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ዝፈጠሮ ምስ ምዃኑ ንመጻእ ከቢድ ሳዕቤን ከኸትል ከምዝኽእል ተንተንቲ ቁጠባ የጠንቕቑ። እዚ ሕጂ ዘሎ ምቁልቋል መጠን ናይ ወጻኢ ሸርፊ፣ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ

ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ካብ መጋቢት 26 / 2016 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣጀንዳታቱ ሰሪዑ፡ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከሰላስል ቀንዩ፡፡ እቲ ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ኣብ ኣጀንዳታቱ ተመርኲሱ ንሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ገምጋማት፡ ደቂቕ ሓበሬታ ብምልውዋጥ፡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈታቱ ብምቕባልን ምዝታይን፡ ናይ መጻኢ ሓጺርን ነዊሕን መደባት ስርሑ ብምስራዕ፡ ነናብ ዝተዋህቦ ዕማሙ ንምግስጋስ ወጢኑ፡ ኣኼብኡ […]