Inside Eritrea’s Bisha mines,a joint Eritrean-Canadian operation, are an exception.

It isn’t always easy to do business in Eritrea but the Bisha mines, a joint Eritrean-Canadian operation, are an exception. They are also a bright spot for Eritrea’s economy and have contributed more than 800 million dollars to the state’s coffers. The mines, a five-hour drive from the capital Asmara towards the Sudanese border, are […]

Eritrea : The Forgotten Tragedy March 15, 2016 8:44 pm63 ELL

  Eritrea, a small country in the horn of  Africa,  is hardly mentioned in the international media in spite of its appalling situation and the gross human right violations committed by the ruling regime led by president Isayass Afwerki. There was a feeling of great joy and high hopes amongst Eritreans just after its independence […]

ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣብ እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከቢድ ጸገም ፈጢሩላ ምህላዉ ተሓቢሩ Radio Erena: 25 March 2016

    ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣብ እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከቢድ ጸገም ፈጢሩላ ምህላዉ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ 450 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ኣእካል ዝጸዓና 10 ዝኾና መራኽብ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ንምርጋፍ ሪጋ ሒዘን ምህላወን ኣፍሊጡ።   ሓላፊ ኣህጉራዊ ትካል ድሕነት ንቆልዑ፣ ጆን ግርሃም ካብ ድሬዳዋ፣ ነቲ ማዕከን […]

ኣባላት’ቲ ብመንጎኝነት ኤርትራ ምስ መንግስቲ ሱዳን ስምምዕ ዝገበሩ ምንቕስቓስ ቤጃ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም Radio Erena: 25 March 2016

  ኣባላት’ቲ ብመንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ 2006 ምስ መንግስቲ ሱዳን ዝሓበረ ግንባር ምብራቕ ሱዳን ዝኾኑ ተወለድቲ ቤጃ ኣብ ፖርት ሱዳን ናይ ክልተ መዓልታት ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ። እቶም ኣባላት ናይቲ ብባይቶ ቤጃ ዝፍለጥ ውድብ ምብራቕ ሱዳን፣ ነቲ ተቓውሞ ሰልፊ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ከምዘካየድዎ’ውን እታ ሬድዮ ሓቢራ። ንሳቶም፣ ነዚ […]

መዓርግ ጀነራል ፍሊጶስ፡ ደምን ስቃይን ህዝቢ ኤርትራ ተሰኪሙ’ሎ Posted: 8:17 pm, March 23, 2016 by ENSF-HIDRI

  ኣይትሓዘለይ ልዕሊ ወይ ትሕቲ ሓቀኛ ጠባያትካ፡ ንጥፈታትካን እንታይነትካን ይመዝነካ ከይህሉ። ይቅሬታ፡ “ስለምንታይ ናባይ ጥራይ ኣድሂቡ፡ ዝተኣዘዝክዎ እንድየ ዝፍጽም ዘለኹ፡ ከም ናተይ ተግባራት ዝፍጽሙ ብዙሓት ሰባት ኣለዉ” ዝብል ስምዒታት ከይህልወካ። ንስኻ ኣኽሊል ጥፍኣት ስልዝደፋእካ ድሕሪ ጎይታኻ ኢሳያስ ማለት’ዩ፡ እምበር ብቀጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ብኢሳያስ ዝተዋፈሩ እኩያት ከምዘለዉ ኣይስሓትኩን። የማነ ገብረኣብ፡ ሓጎስ ገብሪሂወት፡ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣብርሃ ካሳ፡ […]

ኣባላት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንጉጉይ ውሳኔ ጉጀለ ዓብድልራሕማን ጣሃ ብዕቱብ ይኹንን!Breaking News Add comments Mar242016

  22.03,2016 ነቲ ኣብ ዝተፈላለይ መርበብ ሓበሬታ ተዘርጉሑ ዘሎ ናይ ኣቦ-ወንበር ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ምስጓግ ኣዋጅ ምስ ኣንበብና ዝተሰማዓና ስንባደን ሓዘንን መግለጺ ክንረኽበሉ ኣይካኣልናን። እቲ ኣዝዩ ዘገርም ድማ፡ እዚ ተርእዮ`ዚ ከምቲ ኣብ ኣዱሊስ ተገሊጹ ዘሎ ኣብ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ውድባት ሓዲሽ ተርእዮ ሙዃኑ እዩ። እቲ ምስጓግ ኣብኡ ኣየብቀዐን፡ ሰለስተ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለን ማእከላይ መሪሕነት […]

Eritrean Maligned Policy!  

      The provocative and belligerent acts of the infantile and one man  regime of Eritrea  whose broad daylight acts of terrorism, brigandage, aggrandizement and wanton destruction, both internally and externally speaks volumes, and testify, of its never changing behavior. The satanic and  wicked measures of vandalism corroborated in no uncertain terms by its […]