ኣብ መንደፈራ፣ ዓዲ ወግሪ ተኣሲሮምዝርከቡ መብዛሕትኦም ብስግረዶብ ዝተታሕዙ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣተሓሕዛኦም ዘስካሕክሕ ምዃኑ ኣብቲ ቤትማእሰርቲ ዝነበረ ‘ሞ ናብ ኢትዮጵያ ዘምለጠ ሓደ መንእሰይ ንድምጺ ኣሰና ሓቢሩ።

ኣብ መንደፈራ፣ ዓዲ ወግሪ፣ ብምኽንያት ስግረዶም ተኣሲሮም ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣተሓሕዛኦም ዘስካሕክሕ ምዃኑ ኣብቲ ቤትማእሰርቲ ዝነበረ ‘ሞ ናብ ኢትዮጵያ ዘምለጠ ሓደ መንእሰይ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። ንሱ 5 ደቒቕ ዝርሕቀቱ ሩባ ኣብቲ ከባቢ እናሃለወ፣ ን 10 ሰብ 5 ሊትሮ ማይ ንጉሆን ምሸትን ከምዝህቡዎም ሓቢሩ። እቲ ንእሱራት ዝቐርበሎም መግቢ ውሑድን ዘይልከፍን ምዃኑ ብምጥቃስ ድማ፣ […]

ንጽንብል መበል 25 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ንምዝራግ ሓደጋ ኲናት የንጸላልወና ኣሎ ክብል ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ጎስጓሳት ዝጭበጥ መረዳእታ ዘይብሉ

  ስርዓት ህግደፍ ነቲ ኣብ ከተማታት ዝፈጸሞ ምፍራስ ኣባይቲ፡ ኣብ ገጠራት ይቕጽሎ ኣሎ። ንጽንብል መበል 25 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ንምዝራግ ሓደጋ ኲናት የንጸላልወና ኣሎ ክብል ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ጎስጓሳት ዝጭበጥ መረዳእታ ዘይብሉ፡ ንመናውሒ ዕድመ ዝተፈብረኸ ሓሶት ምዃኑ ነቲ ኩነታት ዝከታተሉ ወገናት ገሊጾም ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ ዝመጻሉ ድሕረ ባይታን፡ ብዝሒ በዓላትን ከም ጽቡቕ መኸወሊ ገበናቱ፡ መደናገሪ […]

UN Chief Commends Qatar for Brokering Release of Djiboutian Prisoners in Eritrea www.thepeninsulaqatar.com | March 19, 2016

    New York: United Nations Secretary-General Ban Ki-moon commended the efforts of the Qatari mediation in brokering the release of four Djiboutian prisoners in Eritrea.   In a statement issued by his spokesperson, the Secretary-General pointed out to the arrival in Djibouti of HE the Foreign Minister of Qatar, Sheikh Mohammed bin Abdulrahman Al-Thani, […]

Eritrea releases four Djiboutian prisoners Relations have been tense since the Horn of Africa nations engaged in a three-day conflict in 2008. 18 Mar 2016 18:32 GMT | Politics, Eritrea, Djibouti, Qatar

    Eritrea has released four Djiboutian prisoners after mediation efforts from Qatar. The four prisoners, who had been in jail for eight years, were accompanied by Qatar’s Foreign Minister Mohamed bin Abdul Rahman Al Thani, aboard a Qatari plane to Djibouti on Friday. Al-Thani and his delegation were met in Djibouti by the country’s foreign minister, Mahmoud […]

ኣብ ኣስመራ ንዓመታት ዝቐጸለ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ፍታሕ ከምዘይረኸበ ነበርቲ የማርሩ Radio Erena: 17 March 2016

ድሩት ምንቅስቓስ ባጤራ ዕዳጋ፣ ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ ምህላዎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ዋሕዲ ዝስተ ማይ ኣብ ኣስመራን ከም ከረን ዝኣመሰላ ካልኦት ከተማታትን ዓመታት ኣቑጺሩ እኳ እንተሎ፣ መንግስቲ ነዚ ንምፍታሕ ዝወሰዶ ስጉምታት ስማዊ ምዃኑ’ዮም እቶም ምንጭታት ዝጠቕሱ።   ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ብሻምብቖታት […]