OROMO PROTESTS: ETHIOPIAN PM APOLOGIZES FOR DEATHS

BY CONOR GAFFEY ON 3/10/16 AT 12:17 PM     Ethiopia’s prime minister has apologized for the deaths resulting from anti-government protests in the Oromia region but accused “anti-peace forces” of being responsible. Hundreds of people have been killed in protests in the Oromia region, which surrounds the capital Addis Ababa, since November 2015. The […]

ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ላስቬጋስ ብደቂ-ኣንስትዮ ብድምቀት ተባዒሉ

    ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ላስቬጋስ ብደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩንቲ ማእከል ተባዒሉ።እቲ መደብ እዛ መዓልቲ ክብርትን ረዛንን እያ፡ ኩሉ ግዜ መታን ክንዝኽራ ከመይ ኢልና ንጥርነፍ ብዝብል ዘተ እየን ጀሚረናኦ ።እንተደኣ ተጠርኒፍናን ኣብ ኽልተ ወርሒ ተኣኪብናን ሓያል ስራሕ ኽንሰርሕን ንዝመጻ ሓደስቲ ኣዋልድ ክንሕግዝን ንኸኢል ኢና ኢለን።ቀጺለን እዛ መዓልቲ እዚኣ ክብረቲ እያ። ምኽንያቱ እተን ምእንታና ኽብላ […]

Eritrea: no EU money in the hands of authoritarian regimes

    The EPP Group has reiterated its concerns over the development cooperation agreement signed with Eritrea worth €200m over the next five years under the 11th European Development Fund (EDF). “People are fleeing Eritrea due to its oppressive regime. Many of them are coming to Europe seeking asylum. It is important to ensure that […]

ባርዕ ማእከላይ ምስራቕን ሳዕቤናት ቀርኒ ኣፍሪቃን 1ይ ክፋል ብ,ገብረእግዚኣብሀር ወዲ ባሻይ፣ 09 መጋቢት 2016።

መእተዊ: ሓንፈጽ ንባብ፣ መጀመርታንጹርምእንቲክኸውንንኣንባባይክበርህዘለዎነገርኣሎ።መብርሂናይዚሓጺርሰነድዚዋላኳንጹር ርእዮተ–ዓለማዊ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ እንተሎኒ ካብ ስነ ሕልናን ሰብኣውነትን ብምንቃል ሃየንታ ናይቶም ኣብሶርያን ዒራቕን የመንን ዝሃልቁ ዘለዉ ኣዛውንትታትን ህጻውንትን ከሕልፎ ዝደሉኹ መልእኽቲ ሕልናዊ ድሪኺትዝደፋፈኣኒ ምዃኑ ክሕብር እደሊ። ከምኡውን ንሕናን ማእከላይ ምስራቕን ዘሎና ማሕበራዊ ዝምድናታት ኣብግምትብምእታው ዘሎና ዓብዪ ስክፍታታት ኣብቦትኡእዩ። ካልእ! መልእኽቲ ናይዚ ጽሑፍዚ ዋላኳ ኣብሓፈሻዊኩነታትማእከላይምስራቕንሓንፈጽርኢቶታትንዝተናኽፍይኹን እምበር: ብፍላይ ግን ኣብ ክልተ ጉዳያት,ውን ከቶኩር ይመርጽ። […]

ዕውት መኽፈትን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ኣብ ዳላስ:

  ትማሊ ዕለት 03/05/2016 ዕዉት Grand opening ( መክፈቲ) ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩኒቲ ዳልስን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ተካይዱ። እቲ መደብ ብኣቶ ዳዊት ኣቦ-መንበር ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩንቲ ዳላስ እንቛዕ ሓጎሰኩም ተሓጎሰና ደስ ኢልና ደስ ይበልኩም፡ ሳላ ሓያል ጻዕርን ሓድነትን እንሀለና ኣብዚ በጺሕና ነዚ ትሪእዎ ዘለኩም ሰሓቢ መእከል ክንከፈት ኪኢልና ፡ሓድነት እንተሊዩ ዘይግበር ነገር የለን ሳላ መንእሰያት […]

March 8 ስለምንታይ ይዝከር ወይ ይበዓል? ብሓውኽን ተጋዳላይ ሰራዊት ሕድሪ ሰንሰሎማይ:

ኣብ መጀመርታ መበል 20 ክፍለ ዘመን ማለት መጋቢት ዘይኮነስ ለካቲት 28/ 1909 ብሰሪ ናይ ስራሕ ኩነታት ንደቂ ኣንስትዮ ዝነበረ ኣድልዎ ንምስባር ዝተጠራነፈ ንምስማዕ ድምጺ ኣንጻር ወጽዐአን ዝገልጽ ጥርዓናት ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ኒዮርክ ነበረ እዚ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳይ ኩነታት ስራሕ ንደቂ ኣንስትዮ ደቂ ኣንስትዮ ስለ ዝኾና ጥራሕ ኣትሒትካ ንኽቁጸራ ይኹን ንኽጥመታ ከም ውሁብ ዝነበረ […]

ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ ህጻናት ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይጥቕዑ Radio Erena: 01 March 2016

ኣብ ኤርትራ ሓይሎ ከባቢታት፣ ህጻናትን ቆልዑን ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ይሳቐዩን ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ገለ ከባቢታት’ውን ምስ ዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ብዝተሓሓዝ ህይወቶም ዝሓለፉ ህጻናት ከምዘለዉ እቶም ምንጭታት ኣረጋጊጾም። መንግስቲ ኤርትራ፣ ሓደ ካብ ሸቶታት ሚለንዮም ዝኾነ ምክንካይ መጠነ ሞት ኣዴታት ዕሸላትን ጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ ይገክጽ እኳ እንተኾነ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ ብፍላይ ኣብ ዞባ […]

ወከልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ ናብ ቤት ማእሰርቲ ሰምበል ክበጽሑ ፈቒድና፣” ሚ/ጉ/ ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ Radio Erena: 01 March 2016

  መንግስቲ ኤርትራ፣ ኩነታት እሱራት ንምዕዛብ፣ ወከልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኣስመራ ናብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ሰምበል ክበጽሑ ከምዝፈቐደ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ሚኒስተር ዑስማን ነዚ ዘረጋገጸ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኮይኑ፣ ወከልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ካብ ዘካየድዎ ናይ ሰለስተ እዋናት ዑደት፣ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክበጽሑ እዚ […]