ጋዜጣዊ መግለጺ ስሚናር ፖለቲካዊ ውድባት ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብስንኪ’ቲ ንህዝብን ሃገርን ዘይሓልን፡ ሰብኣዊ መሰላት ዘየኸብርን፡ ንኤርትራ ፍሽልቲ ሃገር ዝገብርን ኣዕናዊ ፖሊሲታት ገባቲ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ህዝብና ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ኣዝዩ ጽንኩር ሃለዋት ኣብ ዘሕልፈሉ ዘሎ ወቕትን፡ ብኩሉ ኣቕጣጫታት ኣህጉራውን ዞባውን ዝተሓላለኸን ዝተቀላጠፈን ኩነታት ኣብ ዝኽሰተሉ ዘሎን፡ ብጻውዒት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፡ […]
Special Report: Behind the refugee crisis, families in the West willing to pay and pay
Eritrean asylum seekers rest inside a new arrivals center in Wad Sharifey refugee camp during a visi … http://news.yahoo.com/special-report-behind-refugee-crisis-families-west-willing-
Eritrean refugees in Ethiopia Ethiopia hosts the highest number of refugees in Africa, a large number of whom are fleeing neighbouring Eritrea.
www.aljazeera.com/indepth/inpictures/2016/03/eritrean-refugees-ethiopia-160306065928790.html
OROMO PROTESTS: ETHIOPIAN PM APOLOGIZES FOR DEATHS
BY CONOR GAFFEY ON 3/10/16 AT 12:17 PM Ethiopia’s prime minister has apologized for the deaths resulting from anti-government protests in the Oromia region but accused “anti-peace forces” of being responsible. Hundreds of people have been killed in protests in the Oromia region, which surrounds the capital Addis Ababa, since November 2015. The […]
ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ላስቬጋስ ብደቂ-ኣንስትዮ ብድምቀት ተባዒሉ
ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ላስቬጋስ ብደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩንቲ ማእከል ተባዒሉ።እቲ መደብ እዛ መዓልቲ ክብርትን ረዛንን እያ፡ ኩሉ ግዜ መታን ክንዝኽራ ከመይ ኢልና ንጥርነፍ ብዝብል ዘተ እየን ጀሚረናኦ ።እንተደኣ ተጠርኒፍናን ኣብ ኽልተ ወርሒ ተኣኪብናን ሓያል ስራሕ ኽንሰርሕን ንዝመጻ ሓደስቲ ኣዋልድ ክንሕግዝን ንኸኢል ኢና ኢለን።ቀጺለን እዛ መዓልቲ እዚኣ ክብረቲ እያ። ምኽንያቱ እተን ምእንታና ኽብላ […]
European Parliament resolution on the situation in Eritrea
www.europarl.europa.eu/sides/getDoc.do?type=MOTION&reference=B8-2016-0322&format=XML&language=EN
Eritrea: no EU money in the hands of authoritarian regimes
The EPP Group has reiterated its concerns over the development cooperation agreement signed with Eritrea worth €200m over the next five years under the 11th European Development Fund (EDF). “People are fleeing Eritrea due to its oppressive regime. Many of them are coming to Europe seeking asylum. It is important to ensure that […]
ባርዕ ማእከላይ ምስራቕን ሳዕቤናት ቀርኒ ኣፍሪቃን 1ይ ክፋል ብ,ገብረእግዚኣብሀር ወዲ ባሻይ፣ 09 መጋቢት 2016።
መእተዊ: ሓንፈጽ ንባብ፣ መጀመርታንጹርምእንቲክኸውንንኣንባባይክበርህዘለዎነገርኣሎ።መብርሂናይዚሓጺርሰነድዚዋላኳንጹር ርእዮተ–ዓለማዊ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ እንተሎኒ ካብ ስነ ሕልናን ሰብኣውነትን ብምንቃል ሃየንታ ናይቶም ኣብሶርያን ዒራቕን የመንን ዝሃልቁ ዘለዉ ኣዛውንትታትን ህጻውንትን ከሕልፎ ዝደሉኹ መልእኽቲ ሕልናዊ ድሪኺትዝደፋፈኣኒ ምዃኑ ክሕብር እደሊ። ከምኡውን ንሕናን ማእከላይ ምስራቕን ዘሎና ማሕበራዊ ዝምድናታት ኣብግምትብምእታው ዘሎና ዓብዪ ስክፍታታት ኣብቦትኡእዩ። ካልእ! መልእኽቲ ናይዚ ጽሑፍዚ ዋላኳ ኣብሓፈሻዊኩነታትማእከላይምስራቕንሓንፈጽርኢቶታትንዝተናኽፍይኹን እምበር: ብፍላይ ግን ኣብ ክልተ ጉዳያት,ውን ከቶኩር ይመርጽ። […]
ዕውት መኽፈትን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ኣብ ዳላስ:
ትማሊ ዕለት 03/05/2016 ዕዉት Grand opening ( መክፈቲ) ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩኒቲ ዳልስን ዕውት ኣበዓዕላ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ተካይዱ። እቲ መደብ ብኣቶ ዳዊት ኣቦ-መንበር ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩንቲ ዳላስ እንቛዕ ሓጎሰኩም ተሓጎሰና ደስ ኢልና ደስ ይበልኩም፡ ሳላ ሓያል ጻዕርን ሓድነትን እንሀለና ኣብዚ በጺሕና ነዚ ትሪእዎ ዘለኩም ሰሓቢ መእከል ክንከፈት ኪኢልና ፡ሓድነት እንተሊዩ ዘይግበር ነገር የለን ሳላ መንእሰያት […]
March 8 ስለምንታይ ይዝከር ወይ ይበዓል? ብሓውኽን ተጋዳላይ ሰራዊት ሕድሪ ሰንሰሎማይ:
ኣብ መጀመርታ መበል 20 ክፍለ ዘመን ማለት መጋቢት ዘይኮነስ ለካቲት 28/ 1909 ብሰሪ ናይ ስራሕ ኩነታት ንደቂ ኣንስትዮ ዝነበረ ኣድልዎ ንምስባር ዝተጠራነፈ ንምስማዕ ድምጺ ኣንጻር ወጽዐአን ዝገልጽ ጥርዓናት ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ኒዮርክ ነበረ እዚ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳይ ኩነታት ስራሕ ንደቂ ኣንስትዮ ደቂ ኣንስትዮ ስለ ዝኾና ጥራሕ ኣትሒትካ ንኽቁጸራ ይኹን ንኽጥመታ ከም ውሁብ ዝነበረ […]