www.gereger.com/data/media/DsP1jFGcT.pdf
General Teklay Kifle Manjus – Eritrean general named as boss of arms, kidnap trade Phoebe GreenwoodJul 19, 2012
Media source: A MULTIMILLION-dollar arms trafficking industry that is funding the Eritrean military regime is behind the kidnap, torture and ransom of thousands of Eritrean refugees, according to a leaked report to the UN Security Council. The investigation uncovered a trafficking highway running from the Eritrean highlands through Sudan’s refugee camps into the Sinai […]
ጋዜጣዊ መግለጺ ቑ. 25 ሓደ ጀነራል ኣማኢት ብረታት ንራሻይዳ ከምዝሸጠ ተረጋጊጹ።
www.jeberti.com/a16/Gazietawi%20meglexi%20part%2025.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል ካልኣይ ጉባኤ ጨንፈር ኣካይዱ፣
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል፣ ካልኣይ ናይ ጨንፈር ጉባኤኡ ዛዚሙ፣ እቲ ብዕለት 19/02/2016 “ባህግና ሓርነት: ማዕርፎና ዓወት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ዝተኻየደ ጉባኤ፣ ብመሰረት ሕጊ መሪሕ ውድብ እቲናይ’ቲ ዝጸንሐ መሪሕነት ገደብ ግዜ ስለዘብቀዐ፣ ኩሉ ጸብጻባቱን ሕሉፍ ስርሓቱን ኣጻፊፉን ገምጊሙን ብምቕራብ፣ ሓላፍነቱ ናብ መሰረታት ብምርካብ ናይ ዝቕጽል ግዜ መራሕቶም ብደሞክራስያዊ አገባብ ክመርጹ ጌሩ፣ ጉባኤ […]
ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጀርመን። 20 የካቲት 2016
ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ዕቕባዝጊ ድቡስ፡ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፉርት ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣባል ፈጻሚት ኣካል ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ፍሰሃጽየን ገብረ፡ ብጾት ኣባላት ኣመራረሓ ባይቶ ኣብረሃም እያሱ፡ ማሕሙድ ዕላጅ፡ ከምኡውን ኣብረሃም ተስፋገርግስን ብኣካል እተረኽቡሉ ሰፊሕ ኣኼባ ኮይኑ፡ ኣህጉራውን ዞናውን ብፍላይ ድማ ኩነታት ሃገርናን […]
Hagerawi Qotsera ሃገራዊ ቆጸራ – Kiros Asfaha | Eritrean Music 2016
Ten players from Eritrean football team seek asylum after World Cup qualifier
Players refuse to return home after playing match in Botswana The Eritrean national team was in Botswana to play a World Cup qualifying match but many players refused to board their plane home. Photograph: Image Source / Alamy/Alamy Reuters Ten players from the Eritrean football team are seeking asylum in Botswana, the latest in a […]
ጉባኤ ብዛዕባ መጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሁራን ተቓወምቲ ኢትዮጵያውያን፡ ዓላማኡን ኣተገባብርኡን
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/rightMap/temp-14A/2710AF5-AT.pdf
ስዉእ ኣሕመድ ኣስመራ ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ
ካብ እግሪ ጎቦ ስራጅ ዑመር ወሰናስን ዋርዳፊሎ ዝጅምር VIA8 ብምሓዝ ቀጥ ኢልካ ንሪጋ ሶማል ሓሊፍካ ንማዲሽቶ ንምውራድ ንገዛ ቀረጽ ክትውድእ እናደለኻ ንየማን ቁሊሕ እንተልካ እንዳቦይ መሓመድ ብርሃን ካብቲ ክረኣየካ ዝኽእል ገዛውቲ`ዩ። ( ገለ ካብ ኣንበብቲ ነቲ ዝጠቀስኩዎ ቦታታት ኣበ`ዩ? ክብሉ ስለ ዝኽእሉ መልሱ ኣኽርያ`ዩ ዝብል ኮይኑ ንዝያዳ ሓበሬታ ኸኣ ፡- ኣኽርያ – ላዕላይ፡ ታሕታይ፡ […]
ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ካብ ዳዒሽ ኣምሊጠን Radio Erena: 18 February 2016
ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ሒዙወን ዝጸንሐ ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣምሊጠን። ሓንቲ ካብተን ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዳዒሽ ዘምለጣ ክልተ ኤርትራዉያን ደቂንስትዮ፣ ምስ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዘካየደቶ ቃለ መጠይቅ፣ እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ሃይማኖተን ክቕይራ ኣብ ርእሲ ምግዳድ ብዙሕ ግፍዕታት ከምዘውረደለን ብዝርዝር ገሊጻ። እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ሰለስተ ቆልዑ ዝርከብዎም 69 ኤርትራውያን ኣብ ወርሒ ሸሞንተ ከምዝሓዞም […]