ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI መነኩሴ ንኽትከውን ሃገራዊ ኣገልግሎት ክትፍጽም ኣለካ ዯው ኢሉ ዝጽልየሉ ባይታ ዝተኸልአ ህዝቢ:

ስርዓት ህግዯፍ መርኣያ ናይ እቲ ኣብልዕሊእምነታትንባህልታትንህዝቢኤርትራ: ክብሪ ዘይብሉ ምዃኑ ንምንጻር: ገዲማት ምጥሕሳስን ምርኻስን: ንምእመናን ምስዲድን ኣብ መገዱ ከቲርካ ናብ ዕስክርና ንምውሳድ ዝግበር ግፋ ምክያድን ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት እኳ ኣቑጺሩ እንተሃለወ: ኣብ እዚ ሎሚ እዋን ግን ብዝኸፍአ መልክዐ ንህዝቢ ኤርትራ ንምጉሃይ ተተሓሒዝዎ ብዘሎ መዯብ:ንምንኩስና ናብ ገዲም ክኣትዉ ዘለዎም መንእሰያት መጀመርታ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክፍጽሙይግባእ ዝብል ትእዛዛዊ መምርሒ […]

“ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ክግበረሉ መደብ የሎን፣” ሚ/ዜና ኣቶ የመነ ገብረመስቀል Radio Erena: 26 February 2016

መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣውራ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ምዃኑ ዝግለጽ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ክገብረሉ መደብ ከምዘየሎ ሚኒስተር ዜና ኣቶ የመነ ገብረመስቀል ምስ ሮይተርስ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ኣብ መግለጺኡ፣ ምጥያስ ይኹን ንሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ምግባር ምስቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንጸላልዩ ዘሎ ስግኣት ዝተሓሓዝ’ዩ ክብል’ውን ጠቒሱ።   መንግስቲ ኤርትራ ንሃገራዊ […]

የትግራይ ነጻ አዉጭ ቡድን (ህወሃት) በሰሜኑ በኩል የሚደያረገዉ ዉጊያና ሰራዊቱ Posted by: ecadforum February 27, 2016

ልኡል አለም መላዉ ኢትዮጵያዊያንን በሐይልና በጉልበት ሲገዛ የነበረዉ ህዝባዊ ጠላት ወያኔ አሉኝ የሚላቸዉን የመከላከያ ሰራዊት አባልት በኤርትራ ላይ ለማዝመት ሁለት ዋነኛ አላማዎ ችን ለሰራዊቱ አስቀምጧል። ኤርትራ ለዘመናት የደከምንበትን እና ያጎለበትነዉን ሐገራዊ እድገት ለመቀልበስ አሸባሪዎችን አሰልጥና ወደ ሐገራችን እየላከች አርበኞች ግንቦት 7 በተባለ የሻቢያ ሐይል እየተመታን እንገኛለን በመሆኑም ከኤርትራ ድንበር ዉጭ በገዛ መሬታችን ላይ ገዢ ቦታዎችን […]

Report: Eritrean diplomats are aiding people smugglers By Associated Press February 26

    ADDIS ABABA, Ethiopia — A new report by a regional bloc says human smugglers are increasingly using Eritrean diplomats to traffic people to Europe. The report by the Intergovernmental Authority on Development (IGAD) in East Africa includes the names and photos of alleged smuggling kingpins who dominate the illicit trade that has led […]

Ethiopia’s drought On the edge of disaster The government’s achievements appear increasingly precarious Feb 27th 2016 | ADIGRAT | From the print edition

  A good system, but overwhelmed   “THE animals die first” is a common refrain from many Ethiopians living in Tigray and Afar, two northern states, as the country experiences its worst drought in decades. Crop production in these regions has dropped by 50% or more in some areas, and failed completely in others. Hundreds […]