መንግስቲ ኤርትራ፣ ባይቶ ጸጥታ ዘንበረሉ እገዳ ንኽልዓል ዲፕሎማስያዊ ዘመተ የካይድ Print Email Radio Erena: 11 February 2016

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንኽልዓል እቲ መንግስቲ ጽዑቕ ዲፕሎማስያዊ ዘመተ ኣብ ምክያድ ከምዝርከብ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቲ መንግስቲ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕቡራት ሃገራት ርክባት ኣብ ምክያድ ተጸሚዱ ከምዘሎ ዝጠቐሱ እቶም ምንጭታት፣ ንሓያሎ ዲፕሎማሰኛታትን ፖለቲከኛታትን እቲ ውድብ’ውን ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ክገብሩ ይዕድም ምህላዉ ገሊጾም።   ኣብዘን ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ጥራይ […]

Human-smuggling network extending into Canada uncovered By Eric Reguly, Globe & Mail February 9, 2016

Italian prosecutors have uncovered a human-smuggling network that extends into Canada from Europe and North Africa. It is being investigated for a range of criminal activity, including the possible delivery of terrorists into North America. Extensive wiretaps of conversations between North African smugglers and their clients are sprinkled with references to Canada. In one conversation, […]

ፖሊስ ቱርኪ፣ ናይ ሓሶት ፖስፖርት ሒዞም ናብ ሃገራት ኤወሮጳ ንምስጋር ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 197 ሰባት ቀይዱ Radio Erena: 08 February 2016

    ፖሊስ ቱርኪ፣ ናይ ሓሶት ፓስፖርት ሒዞም ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክሰገሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 197 ዜጋታት ዝተፈላለየ ሃገራት ከምዝቐየደ ኣፍሊጡ። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ዝርከቦም ዜጋታት ዝተፈላለይ ሃገራት፣ ነፍሲ ወከፎም፣ ነቲ ናይ ሓሶት ፓስፖርት ብኣስታት 15 ሽሕ ዶላር ካብ ደላሎን ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲን ከምዝገዝእዎ ፖሊስ ቱርኪ ብ4 ለካቲት ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ጠቒሱ። ማዕከን ዜና […]

To his Excellency the President of the Republic of the Sudan 2016-02-09 Mr. President

This note is an appeal to your generosity and humanity! Serious moments, such as the incarceration of one of the heroes of the Eritrean Revolution, as a common criminal, leads to dismay. Who does not know that Eritreans and their Revolution have been embraced by the Sudanese people for thirty years, whatever the political color […]

ኣገድሲ ሰሚናር ኣባላት 2 ምሓዙት ውድባት ኣብ ስቱትጋርድን ከባቢኣን፡ግንባር ሓገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪን: ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ጨንፈር ስቱትጋርድ

    ኣባላት ምሓዙት ውድባት ግንባር ሓገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪን: ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ጨንፈር ስቱትጋርድ: ሎሚ ዕለት 06.02.2016 ኣገዳስን ውጽኢታውን ሰሚናር ኣካይዶም:: መሰረታት ናይ ክሊቲኡ ምሓዙት ውድባት፡ ንኹነታት ተቃውሞ ደምበ ብሓፈሻ ኩነታት ነዚ 2 ምሓዙት ውድባት ከኣ ብፍላይ ምውቅ ምይይጥ ኣብ ዘካየደሉ እዋን፡ ኣቶኪሩሉ ዝዋዓለ ዘተ፡ ሓድነት እንኮ ምርጫ ክም ምኻኑ መጠን ብዘይ […]