Addis Ababa (AFP) – Ethiopia accused arch-rival Eritrea on Thursday of being behind anti-government protests in the Oromia region last year which led to a violent clampdown by the government in Addis Ababa. The two countries fought a bloody conflict from 1998-2000, but tensions are never far from the surface and were fuelled […]
ናይ ካናዳ ኩባንያ ሳንሪጅ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ንቻይና ሸይጥዎ Radio Erena: 25 February 2016
ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ፣ 60 ሚእታዊት ናይቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ንቻይና ክሸጦ’ዩ። እቲ ናይ ካናዳ ኩባንያ፣ ነቲ ብ”ፕሮጀክት ኣስመራ” ዝፍለጥ ዕደና ብ65 ሚልዮን ዶላር’ዩ ‘ሲሹዋን’ ንዝተባህለ ናይ ቻንያ ኩብንያ ክሸጦ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ዝሕብር ዘሎ። መንግስቲ ቻይና፣ ንድሕሪ ዘካየዶ መጽናዕቲ፣ ነቲ ብኩንያ ሳንሪጅ ዝተጀመረ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ምዕዳግ ኣዋጻኢ ምዃኑ ብምጥቃስ’ዩ ኩባንያ ሲሹዋን […]
ንኣቦ መንበር ተሓኤን ኣቦ መንበር ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪን ተጋ, ሑሴን ከሊፋ ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣባባ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይርሉ።
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2302EDA6-06NT.pdf
ETHIOPIAN PM VOWS ‘DECISIVE ACTION’ AGAINST OROMIA SECESSIONISTS 2/24/16 AT 9:44 AM
Ethiopia’s prime minister has threatened to crush secessionist forces accused of stoking protests in the Oromia region, where security forces have reportedly killed hundreds of demonstrators. Protests began in Oromia—home to the Oromo ethnic group—in November 2015 over plans to expand the territory of the Ethiopian capital Addis Ababa. Oromo farmers raised concerns that increasing […]
ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፣
www.gereger.com/data/media/DsP1jFGcT.pdf
ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፣
www.gereger.com/data/media/DsP1jFGcT.pdf
General Teklay Kifle Manjus – Eritrean general named as boss of arms, kidnap trade Phoebe GreenwoodJul 19, 2012
Media source: A MULTIMILLION-dollar arms trafficking industry that is funding the Eritrean military regime is behind the kidnap, torture and ransom of thousands of Eritrean refugees, according to a leaked report to the UN Security Council. The investigation uncovered a trafficking highway running from the Eritrean highlands through Sudan’s refugee camps into the Sinai […]
ጋዜጣዊ መግለጺ ቑ. 25 ሓደ ጀነራል ኣማኢት ብረታት ንራሻይዳ ከምዝሸጠ ተረጋጊጹ።
www.jeberti.com/a16/Gazietawi%20meglexi%20part%2025.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል ካልኣይ ጉባኤ ጨንፈር ኣካይዱ፣
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል፣ ካልኣይ ናይ ጨንፈር ጉባኤኡ ዛዚሙ፣ እቲ ብዕለት 19/02/2016 “ባህግና ሓርነት: ማዕርፎና ዓወት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ዝተኻየደ ጉባኤ፣ ብመሰረት ሕጊ መሪሕ ውድብ እቲናይ’ቲ ዝጸንሐ መሪሕነት ገደብ ግዜ ስለዘብቀዐ፣ ኩሉ ጸብጻባቱን ሕሉፍ ስርሓቱን ኣጻፊፉን ገምጊሙን ብምቕራብ፣ ሓላፍነቱ ናብ መሰረታት ብምርካብ ናይ ዝቕጽል ግዜ መራሕቶም ብደሞክራስያዊ አገባብ ክመርጹ ጌሩ፣ ጉባኤ […]
ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጀርመን። 20 የካቲት 2016
ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ዕቕባዝጊ ድቡስ፡ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፉርት ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣባል ፈጻሚት ኣካል ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ፍሰሃጽየን ገብረ፡ ብጾት ኣባላት ኣመራረሓ ባይቶ ኣብረሃም እያሱ፡ ማሕሙድ ዕላጅ፡ ከምኡውን ኣብረሃም ተስፋገርግስን ብኣካል እተረኽቡሉ ሰፊሕ ኣኼባ ኮይኑ፡ ኣህጉራውን ዞናውን ብፍላይ ድማ ኩነታት ሃገርናን […]