መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ኣብ ሰሜናዊ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ መደበር ፖሊስ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቻይና-ሺንሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ ቅድሚ ክልተ -ቅነ፣ ቀዳም 6 ለካቲት ከምዝተኻየደ ዝግለጽ ዘሎ መጥቃዕቲ፣ ክልተ ኣባላት ፖሊስ ጅቡቲ ከምዝተቐትሉ መግለጺ ናይቲ ሚኒስትሪ ይጠቕስ። እቲ ሚኒስተሪ ኣብ መግለጺኡ፣ ሓደ ካብቶም ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ሰባት […]
ንሎሚ ክልተ ግጥምታት ከካፍል ደልየ። ዝበቕዓ እንተኮይነን ኣብ ድሕረ ገጽ ወብሳይትኩም ደጊመ ክርእየን ኢየ። ሰሰናዩ!!
http://hidri.net/wp-content/uploads/2016/02/Tsegai-asmerom-giTmi.pdf
Eritrean soldiers kidnapped eighty five Ethiopians from Tigrai state Ethiopian News, Tigrai Online, February 19, 2016
The Ethiopian government will find themselves with fewer friends very soon if they do not take action to bring back those Ethiopian civilians. VOA Tigrigna program reported Eritrean soldiers or armed groups affiliated with the regime in Asmara kidnapped over 85 civilians from Tigrai state northern Ethiopia. Two other individuals were killed when they […]
ዜናታት ውሽጢ ሃገር ምዑታት ኣባላት ግሃድኤ ንህዝቢ ዘለዓዕል ጽሑፍ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዘርጊሖም
ዜናታት ውሽጢ ሃገር ምዑታት ኣባላት ግሃድኤ ንህዝቢ ዘለዓዕል ጽሑፍ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዘርጊሖም ትማሊ ምሸት ዕለት 18/02/2016 ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፣ ህዝብና ፍናኑ ክብ ኣቢሉ ንድሕነቱ ክብገስ ዝጽውዕ ጽሑፍ ኣብ ዋና ከተማና ኣስመራ ከም ዝተዘርገሐ ምንጭታትና ሓቢሮም። እዚ ብምዑታት ኣባላት ውሽጣዊ ስርርዕ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተፈጸመ ስርሒት፣ ካብ ካርቱም ሆተል ጀሚሩ […]
Commemorate Community Grande Opening & International Women’s Day 2016 in Dallas, Texas
Women for Change in Eritrea & Eritrean American Community of Dallas commemorate International Women’s Day 2016 and the grand opening of the new Eritrean American Community of Dallas on March 5, 2016! It is with great pride and honor that Women For Change in Eritrea will commemorate International Women’s Day onMarch 5, 2016 and celebrate […]
ትማሊ ዕለት 14.02.2016; ሰዓት 5 ድሕሪ ፋዱስ፡ ተመሃሮይ ክትርእይዮ ዘለኪ ፊልም ካብ እስራኤል መጺኡ ስለ ዘሎ፡ ቲኬት ኣለና ብማለት ዓዲሞምኒ.ትዕዝብቲ ብፍረወይኒ ሃብተማርያም/በርሊን-ጀርመን ..16 የካቲት 2016.
www.gereger.com/data/media/6NKH91Cv0.pdf
ማሕበር ምትሕግጋዝ ደቒ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ስያትል
www.gereger.com/data/media/37rdc6FSX.pdf
መንግስት ኣብ ስደት፡ እንታዋይ ፖሎቲካዊ ጉጅለ እዩ ሕጅ ኣብ ኤርትራ መንግስት ኣብ ስደት ኢሉ ዝእዉጅ? እንታይ ሕጋዉነት ኣለዎ?
https://eritreancdm.wordpress.com/
ህግደፍ ንሰራዊት ሕድሪ ከጥቅዕ ፈቲኑ..ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግሃደኤ-ሕድሪ 16 የካቲት 2016
www.gereger.com/data/media/0UEYbciHx.pdf
ህግደፍ ንሰራዊት ሕድሪ ከጥቅዕ ፈቲኑ
ነውራም ስርዓት ህግደፍ ዝኣዘዞ ሰራዊት ን ሰራዊት– ሕድሪ ንምጥቃዕ ብዝወሰዶ ባዕላዊ ስጉምቲ% ብዘየዳግም ቅላዕ ብጀጋኑ ተጋደልቲ ሰራዊት– ሕድሪ ተጸፊዑ% ዉጉኣቱን ምዉታቱን ገዲፉ እግረይ ኣውጽእኒ ብምህዳም ናብ እቲ ብኣስገዳድ ዝተበገሰሉ ዓዲ ሻሃይ ዝበሃል ቦታ ተመሊሱ%% እዚ ለካቲት 16 / 2016 ካብ ሰዓት 6%ºº ናይ ንጉሆ ክሳብ ሰዓት 9%ºº ረፋድ ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት% ኣብ ኣከለጉዛይ ከባቢታት […]