http://www.gereger.com/data/media/mnTeJYgEQ.pdf
ኣገዲሲ ውሳኔ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2203NP6-13ST.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ካብ ምልክታት ራዕዲ ህግደፍ
እቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ኩሉ መዳዩ ዝፈሽል ዘሎ ምሕደራ እና ተኸተለ፡ ግን ከኣ ሃገር ናይ ምግባት ባህጉ ዝቕጽል ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ መልሓሱን ግብራዊ ኣካይድኡን ዘይቃደዉ ምዃኖም ዝያዳ ዝኽሻሓሉ ቅነ ተተሓሒዝዎ ምህላዉ ጥራሕ ከይኣክል ንባዕሉ ኣብ ሓያል ወጥሪ ምህላዉ ዘነጽር ምንቅስቓስ የርኢ ኣሎ፡፡ ብፍላይ እኳ ምስ እቶም ካብ ወጻኢ ሃገራት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ኣብ […]
ኣብ እዋን ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት፣ ኢትዮጵያ ወራር ክትፍጽመልና’ያ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ይጉስጉስ Radio Erena: 21 March 2016
መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንጽምንባል ልዑል ምስብሻብ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ኢትዮጵያ ወራር ክፈነወልና ተኽእሎ ኣሎ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ጓስጓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ መንግስቲ ስግኣት ‘ወራር ወያነ’ ንልዕሊ 10 ዓመታት ክጥቐመሉ ዝጸንሐ ጎስጓስ እኳ እንተኾነ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ግና ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ብዘሎ ተቓውሞታት […]
ሕ.ኤ ንመንግስቲ ኤርትራ 200 ሚልዮን ኤውሮ ዝለገሰሉ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዘለዎ ስትራቴጅያዊ ረብሓ ዝተኣሳሰር ምዃኑ ተገሊጹ
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ 200 ሚልዮን ኤውሮ ክህብ ዝወሰነሉ ምኽንያት፣ እቲ ሕበርት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዘለዎ ስትራቴጅያዊ ረብሓ ዝተኣሳሰር ምዃኑ ዶፕሎማሰኛታት ገሊጾም። ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ፣ ብሓሙስ 9 መጋቢት ኣብ ፈረንሳ ከተማ ስትራስቦርግ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ መግለጺ ዝሃበት ሚኒስተር ምክልኻል ሆላንድ’ውን ነዚ ከምዘረጋገጸት ዝሓበሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና፣ እቲ ሕበረት፣ ነቲ “ምልካዊ ስርኣት’ዩ ፣” ዝብሎ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ዝንቡዕ ሓበሬታ ንሓፋሽ ብምሕላፍ ጣቋ ኣይርከቦን
ቁኑዕ ሓበሬታ ምርካብን ምምሕልላፍን ኣብ መዓልታዊ ሂወት ወዲሰብ: ኣብ ከማእዝኖ ዘለዎ ንቕሓትን ንቑሑነትን ዓቢ እጃም ይኹን ግደ ኣለዎ፡፡ ብፍላይ እኳ ንዓና ንኤርትርውን ኣብ ጉዳይና ዝተመርኮሱ ሓበሬታታትን ርጉጽነቶምን ሓርኢ ተመን ኮይኖሙና ዝነብሩ ዘለዉ ህዝቢ ብምዃና፡ ዝርካቦም እቶም ምስ ቃልሲ ንሓርነትና ዝተሓሓዙ ፍጻሜታትን ዝትንክፉ ሓበሬታታትን ሩጉጻት ኣብ ርእሲ ክኾኑ ምግባእ፡ ኣብ ኣቀራርበኦም ንረብሓ ኣብ ምውሳኽ ፍናን […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ሰፊሕ ሓበሬታ ኣብ ሃገራውን ውድባውን ኩነታት፡
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ብ18 መጋቢት 2016 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ባይቶን ካድራትን ኣብ ዝተረኽብሉ ሰፊሕ ናይ ሓበሬታ ኣኼባ ክካየድ ከምዝወዓለ፡ ቀንዲ መዘራረቢ ዛዕባታት ከኣ ህልዊ ኩነታት ሃገርና፡ ውድብናን መስርሕ ልፍንታዊ ሽዱሽተ ፖለቲካዊ ውድባትናን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ኮምኡውን ደምበ-ተቓውሞን ብዝምልከት ዝርዝር መግለጽን ሓበሬታን ብዝምልከቶም ኣካላት ምስ ተዋህበ ድሙቕ ክትዕን መራጎዲ ዘተ […]
Italy rescues 910 boat migrants, nearly 600 saved off Libya
MILAN/TRIPOLI (Reuters) – Italy’s coast guard said more than 900 migrants were rescued in four separate operations in the Strait of Sicily on Saturday, while Libyan authorities said they had rescued nearly 600 migrants from four boats, one of which sank. A spokesman for Libyan naval forces, Ayoub Qassem, said the bodies of four […]
ንኻብ ኤርትራ ወጸኢ ትነብር ኤርትራዉዩ
www.jeberti.com/a16/minister%20of%20Ertirea.pdf
ኣባላትንደገፍትንኤርትራዊሃገራዊባይቶ ንዲሞክራስያዊለውጢ ኣብጀርመን፡ጉባኤኡ ኣቃኒዑ
www.gereger.com/data/media/ABnM5zI4u.pdf