https://www.youtube.com/watch?v=h61Zfm5uyb0
Eritrea : The Forgotten Tragedy March 15, 2016 8:44 pm63 ELL
Eritrea, a small country in the horn of Africa, is hardly mentioned in the international media in spite of its appalling situation and the gross human right violations committed by the ruling regime led by president Isayass Afwerki. There was a feeling of great joy and high hopes amongst Eritreans just after its independence […]
ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣብ እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከቢድ ጸገም ፈጢሩላ ምህላዉ ተሓቢሩ Radio Erena: 25 March 2016
ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣብ እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከቢድ ጸገም ፈጢሩላ ምህላዉ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ 450 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ኣእካል ዝጸዓና 10 ዝኾና መራኽብ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ንምርጋፍ ሪጋ ሒዘን ምህላወን ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኣህጉራዊ ትካል ድሕነት ንቆልዑ፣ ጆን ግርሃም ካብ ድሬዳዋ፣ ነቲ ማዕከን […]
ኣባላት’ቲ ብመንጎኝነት ኤርትራ ምስ መንግስቲ ሱዳን ስምምዕ ዝገበሩ ምንቕስቓስ ቤጃ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም Radio Erena: 25 March 2016
ኣባላት’ቲ ብመንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ 2006 ምስ መንግስቲ ሱዳን ዝሓበረ ግንባር ምብራቕ ሱዳን ዝኾኑ ተወለድቲ ቤጃ ኣብ ፖርት ሱዳን ናይ ክልተ መዓልታት ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ። እቶም ኣባላት ናይቲ ብባይቶ ቤጃ ዝፍለጥ ውድብ ምብራቕ ሱዳን፣ ነቲ ተቓውሞ ሰልፊ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ከምዘካየድዎ’ውን እታ ሬድዮ ሓቢራ። ንሳቶም፣ ነዚ […]
መዓርግ ጀነራል ፍሊጶስ፡ ደምን ስቃይን ህዝቢ ኤርትራ ተሰኪሙ’ሎ Posted: 8:17 pm, March 23, 2016 by ENSF-HIDRI
ኣይትሓዘለይ ልዕሊ ወይ ትሕቲ ሓቀኛ ጠባያትካ፡ ንጥፈታትካን እንታይነትካን ይመዝነካ ከይህሉ። ይቅሬታ፡ “ስለምንታይ ናባይ ጥራይ ኣድሂቡ፡ ዝተኣዘዝክዎ እንድየ ዝፍጽም ዘለኹ፡ ከም ናተይ ተግባራት ዝፍጽሙ ብዙሓት ሰባት ኣለዉ” ዝብል ስምዒታት ከይህልወካ። ንስኻ ኣኽሊል ጥፍኣት ስልዝደፋእካ ድሕሪ ጎይታኻ ኢሳያስ ማለት’ዩ፡ እምበር ብቀጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ብኢሳያስ ዝተዋፈሩ እኩያት ከምዘለዉ ኣይስሓትኩን። የማነ ገብረኣብ፡ ሓጎስ ገብሪሂወት፡ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣብርሃ ካሳ፡ […]
ኣባላት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንጉጉይ ውሳኔ ጉጀለ ዓብድልራሕማን ጣሃ ብዕቱብ ይኹንን!Breaking News Add comments Mar242016
22.03,2016 ነቲ ኣብ ዝተፈላለይ መርበብ ሓበሬታ ተዘርጉሑ ዘሎ ናይ ኣቦ-ወንበር ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ምስጓግ ኣዋጅ ምስ ኣንበብና ዝተሰማዓና ስንባደን ሓዘንን መግለጺ ክንረኽበሉ ኣይካኣልናን። እቲ ኣዝዩ ዘገርም ድማ፡ እዚ ተርእዮ`ዚ ከምቲ ኣብ ኣዱሊስ ተገሊጹ ዘሎ ኣብ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ውድባት ሓዲሽ ተርእዮ ሙዃኑ እዩ። እቲ ምስጓግ ኣብኡ ኣየብቀዐን፡ ሰለስተ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለን ማእከላይ መሪሕነት […]
Eritrean Maligned Policy!
The provocative and belligerent acts of the infantile and one man regime of Eritrea whose broad daylight acts of terrorism, brigandage, aggrandizement and wanton destruction, both internally and externally speaks volumes, and testify, of its never changing behavior. The satanic and wicked measures of vandalism corroborated in no uncertain terms by its […]
ህዝብና ኣብ ዯንካልያን ዯሴት ዲህሊክን ኣብ ሕሱም ኩነታት ይርከብ !! ጉጅሇ ህግዯፍ ንራሻይዲ ካብ ቦትኦም የዘናብል !!
http://www.gereger.com/data/media/mnTeJYgEQ.pdf
ኣገዲሲ ውሳኔ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2203NP6-13ST.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ካብ ምልክታት ራዕዲ ህግደፍ
እቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ኩሉ መዳዩ ዝፈሽል ዘሎ ምሕደራ እና ተኸተለ፡ ግን ከኣ ሃገር ናይ ምግባት ባህጉ ዝቕጽል ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ መልሓሱን ግብራዊ ኣካይድኡን ዘይቃደዉ ምዃኖም ዝያዳ ዝኽሻሓሉ ቅነ ተተሓሒዝዎ ምህላዉ ጥራሕ ከይኣክል ንባዕሉ ኣብ ሓያል ወጥሪ ምህላዉ ዘነጽር ምንቅስቓስ የርኢ ኣሎ፡፡ ብፍላይ እኳ ምስ እቶም ካብ ወጻኢ ሃገራት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ኣብ […]