ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 13 ዝኾኑ ሓለፍቲ ኣብያተ-ክርስቲያንን (ሊቃነ-መናብርት) ኣገልገልትን ካህናት ኣስመራ ብማእሰርቲ ከም ዝተዳጎኑ ካብ ቤትጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና የረድእ። ብተወሳኺ ኣቡን ቄርሎስ፥ ኣቡን ዮሓንስን ኣቡን ሰላማን ዝበሃሉ ጳጳሳት ካብ ምዱብ ስርሖም ብጥበብ ከም ዝተኣገዱ፥ ካልእ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ካህናትንዲያቆናትን ከኣ ተሓድሶ፥ ጴንጠ፥ ጥርጡር፥ መናፍቕ፥ ደቂቀ-እንጦንዮስን ካልእን ብዝብል ናይ […]
ልዕሊ 13 ካህናት ቤተክርስትያን ተዋህዶ ተኣሲሮም
ብተወሳኺ ኣቡን ቄርሎስ፥ ኣቡን ዮሓንስን ኣቡን ሰላማን ዝበሃሉ ጳጳሳት ካብ ምዱብ ስርሖም ብጥበብ ከም ዝተኣገዱ፥ ካልእ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ካህናትን ዲያቆናትን ከኣ ተሓድሶ፥ጴንጠ፥ ጥርጡር፥ መናፍቕ፥ ደቂቀ-እንጦንዮስን ካልእን ብዝብል ናይ ጸለመ ስም ብምጥቃን ካብ ኣገልግሎት ተሰጊጎም ኣለዉ። እዞም ዝተሰጉ ውሉደ ክህነት ካብ ዝተፈላለያ ቤተክርስትያናት ክኾኑ እንከለዉ፥ ብዝያዳ ዳማ ካብ ርእሰ ኣድባራት ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም፥ ካብ […]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ብ3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቀትሉ ዘኪሮም Radio Erena: 11 April 2016
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ነቶም ብ3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቀትሉን ዝቖሰሉን ተዓላሞ ዘኪሮም። ኣብ እስራኤል፣ ብሪጣንያ፣ ሽወደንን ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝልእክዎ ዘለዉ ሓበሬታት መሰረት፣ ነቲ ቀትሪ ምድሪ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ልዕሊ ዝፈተኑ ተዓላሞ ዝተወሰደ ናይ ምቕታልን ምቑሳልን ስጉምቲ ብምኹናን፣ እቲ ፍጻሜ […]
AS ROUTES TO EUROPE CLOSE, REFUGEES ARE STARTING TO CONSIDER ONE OF THE OLDEST AND DEADLIEST CROSSINGS BY MIRREN GIDDA ON 4/12/16 AT 4:01 AM
When Greece began its deportations of refugees to Turkey on April 4 under a deal between the EU and Ankara, Europe’s semi-panicked leaders began to think the worst of the migration crisis was over. But another problem was quietly re-emerging: In the first three months of 2016, 18,795 refugees attempted to make the […]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ Radio Erena: 12 April 2016
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ። ኣብቲ ካብ 6 ክሳብ 20 ሚያዝያ ኣብ ጋምብያ ከተማ ባንጁል ዝጋባእ ዘሎ ዋዕላ፣ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ፣ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝኣመሰሉ ኣህጉራውያንን ዞባውያንን ትካላት፣ ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብትሪ […]
ተኽለዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት) መን እዩ?
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ውሽጢ ካብ ህዝብን ሰራዊትን ክመጽኦ ንዝኽእል ተቓውሞ ብኣጋ ብምቕጻይ፣ ኣብ ወጻኢ ‘ውን ህዝቢ ሰሚሩ ንኸይቃወሞ ብምክፍፋል ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዝጥቀመሉ ቀንዲ መሓውር ስለያ እዩ። ኣብ ወጻኢ ነዚ ዕላማ’ዚ ከገልግሉዎ ባዕሉ ዘዋፈሮም ብስም ስደተኛታት ዑቕባ ሓቲቶም ብስቱር ንማሕበረሰብ ኤርትራውያን ዝስልሉ ሃሱሳት ከምዘለዉ ድማ ናይ ደባባይ ምስጢር እዩ። ይኹን ‘ምበር ብደለይቲ […]
መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን የምሕረሉ ዶ?
www.gereger.com/data/media/vbySq6hU9.pdf
ኣብርሃለይ ክፍለ እዮብ (ብር/ጀነራል)፡ ኣብ ብላክ ሊስት ኣብ ተ.ቁ 65 ተመዝጊቡ ይርከብ፡ ፡ ብ1973 ናብ ጅብሃ ዝተሰለፈ
www.gereger.com/data/media/25P8CbFzR.pdf
መንነቱ ዘይተነጸረ ኤርትራዊ ኣብ እስራኤል ሞይቱ ተረኺቡ Radio Erena: 11 April 2016
እቲ ብ4 ሚያዝያ፡ ኣብ ተል ኣቪቭ ጎደና ኪቡጽ ጋልዮት፡ ጥቓ ኣደራሽ ፓናሮማ ሞይቱ ዝተረኸበ ኣብ ክሊ ዕድመ 25 ዓመት ዝርከብ መንእሰይ፡ ንኣማውታኡ ብዝምልከት ዛጊት ዝተፈለጠ ነገር የለን። እቲ መንእሰይ፡ ኣብ ክሳዱ ገመድ ኣትይዎ ኣብ ትሕቲ ገረብ፡ ተንበርኪኹ’ኳ እንተተረኸበ፡ እቶም ነቲ ኩነታት ዝረኣይዎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር፡ ንኣማውታኡ ዝምልከት ንጹር መረዳእታ ከም ዘይብሎምይገልጹ እቲ ዝተሓንቀሉ ገመድ […]
ወፍሪ ድሕነት ብሰንሰሎማይ ሰላም ኣብ ሃገር
እዛ ኣርእስቲ ይኹን ካብ እዚ ቀጺለ ምስኩነታትና እንዳኣዛመድኩ ከቕርቦ ወሲነ ዘለኹ ጹሕፍ ካብ ወፍሪ ድሕነት እትብል መጽሓፍ ብኣታኽልቲ ሓጎስ ዝተጻሕፈት ዝረኸብኩዎ ኢዩ ካብ መጽሓፍ ሓንቲ ዓለም ናይ መምህር ኣማኑኤል ሳህለ’ውን ፈይ ከብለላ መደብ ኣለኒ ንቐጽል በሉብኣፍደገ ዝኽኣለ ይጉየ ክጎዪ ዘይክእል ይሳለ ዝተሸኽለ ይተኣለ (ካብ መጽሓፍ ወፍሪ ድሕነት ብኣታኽልቲ ሓጎስ) እቲ ዝነበረ ኣካይዳ ቃልሲ ተገምጊሙ ከድምዕ […]