Who Flees Africa’s North Korea for Sudan? Laura Secorun Palet,Ozy 21 hours ago

  They are fleeing the iron rule of Eritrea’s President Isaias Afwerki and his thick catalog of human rights violations, including (but not limited to) forced and indefinite military conscription, arbitrary arrests and torture. In fact, the autocratic East African country leads the world in only two grim categories: media censorship and child labor. It’s […]

South Sudan gunmen kill 140 in raid into Ethiopia AFP 10 hours ago

  Ethnic Murle gunmen on Friday “attacked near Gambella and killed close to 140 people. They also abducted some of them,” Ethiopian foreign ministry spokesman Tewolde Muluteg told AFP. The Murle, a tribe from South Sudan based in the eastern Jonglei region, often stage raids to steal cattle. They attacked the Nuer tribe, one of […]

ኣብ ተሰነይ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቡምባ ክልተ ኣባላት ስለያ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተወጊኦም። By assenna on April 14, 2016

ኣብ ትሕቲ ኮለኔል ዮናስ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ስለያ ከተማ ተሰነይ ኮይኑ ዝሰሕ ከምኡ ‘ውን ናብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጸጥታዊ ስራሕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘሰላስል ዝነበረ የማነ ዑቕባሚካኤል ዝብሃል ሰላዪ፣ ኣብ ምብራቕ ከተማ ተሰነይ ደቡባዊ ወገን መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ግዜ ደርግ ዝነበረ ምስ ሳልሳይ ርእሱ ኣብ ሓደ ሰግሬቶ እንዳ ሰኸሩ ከለዉ ብ 7 ሚያዝያ ምሸት ሰዓት 10፣00 […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ ዋዕላ ናይሮቢ

ብውጽኢት ምምኻራዊ ዋዕላ ናይሮቢ ዝቖመ ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ፡ ካብ 1-3 ሚያዝያ 2016 ኣብ ኣዱስ ኣበባ ኣኼባኣኡ ኣካይደ። ኣብ ምጅማር ኣኼባ፡ ኣቦ መንበርን ሓለፍቲ ጉጅለታት ዕማምን፡ ናይ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ናይ ዕዮ ጸብጻብ ኣቕሪቦም። እቲ ኣኼባ ድማ፡ ናይ ትግባረ ዕማማት ወድዓዊ ገምጋም ብምክያድ፡ ዝሓለፈ መድረኽ፡ ብሳላ’ቲ ካብ ተሳተፍቲ ውድባት ዋዕላ ናይሮቢ ዝረኸቦ ዯገፍን፡ ናይ ሰፊሕ ህዝቢ […]

ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ጽዑቕ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ይርአ ምህላዉ ተሓቢሩ Radio Erena: 13 April 2016

መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ምንቕስቓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ዜና ካብቲ ቦታ የመልክቱ። ንሱዳንን ኤርትራን ዘዳውብ መስመር ከሰላ ተሰነይ’ውን ተዓጽዩ ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ይጠቕሱ። ጠንቒ’ቲ ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ዝርአ ዘሎ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ብጽኑር ክፍለጥ እኳ እንተዘይክኣለ፣ ካብ ኤርትራ ገኒኑ ንዝርአ ዘሎ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝርከብዎም ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ክኸውን ከምዝኽእል […]

ወትሃደራውያን መራኽብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ተጸጊዐን ምህላወን ተሓቢሩ Radio Erena: 13 April 2016

ክልተ ወትሃደራውያን መራኽብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዘን ኣብ ወደብ ዓሰብ ከምዘለዋ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን ብሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ዓረብ ከምዝውነና ዝተገልጻ ባይኑናን ኣል ፉታይስን ዝተባህለ ክልተ ወትሃደራውያን መራኽብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ዝቐነያሉ ምኽንያት፣ ኣብ ከባቢ ወደብ ሖደይዳ ናይ የመን ንዝርከብ ልፍንታዊ ሰራዊት ሃገራት ወሽመጥ ሎጂስቲካዊ ኣቑሑ ንምርጋፍ ንዝተላእከት ናይ ጽዕነት መርከብ ንምዕጃብ […]

ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣስታት 250 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ከምዘለዉ ተሓቢሩ Radio Erena: 15 April 2016

ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣስታት 250 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ከምዘለዉ ወትሃደራዊ ኣማኻሪ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ጀነራል ፓኦሎ ሴራ ሓቢሩ። እቲ ጀነራል ንኮሚሽን ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልካልን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እዞም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣብ ሊብያ ዝጽበዩ ዘለዉ ኣስታት ርብዒ ሚልዮን ስደተኛታት ብኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተሓጊዞም ናብ ኢጣልያ ከይበጽሑ እንከለዉ፣ ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ቅልጡፍ […]