ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽሙ ዝተፈቕደሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ፈረንሳ፣ ኤርትራ ካብ ዝገመትዋ ንላዕሊ ዕጽውቲ ሃገር ኮይና ከምዝጸንሓቶም ኣረጋጊጾም።። እቶም ካብ TF1ን France 24 ዝተባህላ ክልተ ዓበይቲ መደበራት ቴሌቪዥን ፈረንሳ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ጉጅለ ጋዜጠኛታት፣ ህዝቢ ኣብ ድሚ ካሜራ ርእይቶኡ ብናጻ ንምግላጽ ዘለዎ ፍርሒ ብኣካል ከረጋግጹ ከምዝኸኣሉ’ውን መሲኪሮም። ካሜራ ኣብ ዘይብሉ ወይ’ውን ብዝተሓብአ ካሜራ ኣብ ኣስመራን […]
ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ከባቢ ሩባ ሞጎራይብ፣ ኣሸሊ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሓድሽ ዳህሳስ የካይድ Radio Erena: 16 May 2016
ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ከባቢ ሩባ ሞጎራይብ፣ ኣሸሊ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ሓድሽ ናይ ዕደና ዳህሳስ ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ቢሻ ናይ ወርቂ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ፣ ነቲ ናይ ቢሻ ፕሮጀክት ክሳብ ሩባ ሞጎራይብ ንምስፍሑ ዝሓልፈ ዓመት ብዝረኸቦ ፍቃድ’ዩ ኣብ ኣሸሊ ሓድሽ ዳህሳስ ዘካይድ ዘሎ። ዛጊት ተኻይዱ ዘሎ ኩዕታን […]
ብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ መንግስትን ተቓወምትን ዝተፈላለየ መግለጺታት ይህብሉ Radio Erena: 16 May 2016
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ተቓወምትን ዝተፈላለየ መግለጺታት ይህብሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብ12 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ካብ ኤርትራ ዝተበገሱ ዕጡቓት ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ከየካየዱ ግዳያት ሞት፣ መቑሰልትን ምምራኽን ከምዝኾኑ ከመልክት እንከሎ፣ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ሓርበኛታት ግንቦት ሸውዓተ ዝተባህለ ተቓዋሚ ከኣ ኣብ ኣርባ ምንጭ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ 20 ወትሃደራት […]
Eritrean American Community of Houston, May 21,2016
ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ኣለም ቶሮንቶ መይ 12፡ 2016
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1505GT6-03AT.pdf
ንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ፈጻሚ ኣካል جبهة اإلنقاذ الوطني اإلرترية الهيئة التنفيذية
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT ቃል መሪር ሓዘን زسالة تعصية ወ/ሮ ፋጥማ መሓመድ ኑረዲን ወላዲቱ ንተጋዳላይ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ መፍለስ፣ ብሓሙስ ዕለት 12 ግንቦት 2016 ኣብ’ታ ዝነብረላ ሃገር ሱዳን፣ ብሞት ካብ’ዛ ዓለም ተፈሊየናና። ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብሞት ክብርቲ ኣዲና ወ/ሮ ፋጥማ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ብምግላጽ፣ ንብጻይ መሓመድ ስዒድ መፍለስን ንብምሉኣት […]
No improvement to human rights in Eritrea – Swiss
Swiss authorities, who were on a fact-finding mission to Eritrea, have said that the human rights situation in the country has not improved.A statement released in Addis Ababa on Monday quoted the Swiss authorities as saying that although there had been promises by Asmara that Eritrea would lower its required military service to a […]
ሰራሓተኛታት፡ ፍርያት ዕዮን መሰላትን ኣብ ናይ እዋና ኤርትራ፡-
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1405SAG6-01AT.pdf
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ክንማኻኸረሉን ኢና። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማት ኬድና ሕዝባዊ ኣኼባታት […]
ንጉስ ሓላው ዜጋ፡ ኣሞራ ሓላው ስጋ 12.05.16፡ ኣቦይ ሃብተማርያም ኣብራሃ።
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1305G6-03AT.pdf