UN Commission of Inquiry on Eritrea Press Statement John Kirby Washington, DC June 10, 2016

 The United States takes note of the recently issued report by the UN Commission of Inquiry (COI) on Eritrea, in particular its conclusion that there are reasonable grounds to believe that crimes against humanity have been committed in Eritrea. We have repeatedly expressed grave concern about the human rights situation in Eritrea, and that concern […]

Presidential adviser Yemane Gebreab of Eritrea presents his response to a report by the U.N. Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea, in Geneva on June 8. (Salvatore Di Nolfi/Keystone via Associated Press)

    WHEN PEOPLE risk their lives to evade armed border guards or pack rickety boats at sea, you can be sure the conditions they are fleeing are frightful. This is as true for the persecuted Rohingya Muslims of Burma who set sail on packed vessels in the Andaman Sea as for the escapees who […]

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ኣመጻጽኣ „ኮምብሽታቶ“ ኣትብል ስም By Negusse Haile (መንስዓይ)

ክቡራን ኣሕዋትን ኣሓትን ተኽታተልቲ ጽሑፋተይ ፣ ደሃይዶ ኣጥፊኤ? ከምቲ ሓውና ተስፋይ ባይረ ሓደ ጊዜ ዝበሎ ፣ ኮምፒዩተረይ „ዒጭ ሓንፈፍኩ !“ ስለ ዝበለት ደኣ ተደናጒየ እምበር ምሳኻትኩም ከዋግዓሉ ኣዳሊየዮ ዘሎኹ ኣብቲ ገና ዘይተሰማማዕናሉ ዘሎና ጒዳይ ፖሊቲካ ዘይኮነስ፣ ኣብቲ ንነፍስወከፍ ኤርትራዊ ብማዕርነት ዘገድስ ጒዳይ መኣረምታ ልምዳዊ ኣበሃህላታት እተመርኰሰ ዛዕባታትስ ብዙሕ ኢዩ። ሓንቲ ካብኡ ንኣብነት እዛ ሎሚ ዘቕርበልኩም […]

ብኽልተ ማሓዙት ውድባትዝቀረብ መግለጺ ! ግንባር ሃገራዊ ድሕነትኤርትራ – ሕድሪን- ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገርን::

እዚ ጠለብ ህዝብን ጠለብ መሰረታትን ናይ ክልቲኡ ውድባት ጠለብ :መሪሕነታት‘ውን ስለ ዝኾነ : ንኻላኣይ ግዚኡ ጂ‘ውን ከምቲ ዝሓለፊ ምስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ : ብፍላይ ከኣ እተን ጥቡቅ ዝምድና ዘለወን (6) ውድባትን: ልፍንታዊ ግንባር (4) ውድባትን ተዋሃሂዱ ንምቅላስ ክሳብ ክንደይ ጻዕሪ ይሓትት ከምዝኾነ ትዝንግዕዎ ኣይንብልን:: ሰለ ዝኾነ ደማ ኣብዚ ሎሚ ተኣኪብና ዘሎና ኩሉ ዳላይ ፍትሒ […]

መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀነቫ (Demonstration in Geneva) 6/23/2016

ሃገራዊ ጻዊዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለኻ፡   ንዳሎ ዶ ኣለና ድምጺ ኽንኮኖ ንህዝብና ? ዝሓዝና ሒዝና ናብ ጀነቭ ንበገስ እዋኑ ሰዓቱ ኣኪሉ ኢዩ ናይ ተዳሎ ግዝያት  ኣብቂዑ ኣብ ተበገስ በጺሕና ኣሎና እም ሃየ አቲ ዝተጀመረ መንገዲ ሐርነት ብሓባር ኮይና ድምጽና ንዓለም ነስምዕ።ኩሉ ዘድሊ ሓበሬታ ብዛዕባ መገሻ ናብ ጀነቫ ዝምልከት ከምዚ ዝስዕብ አዩ። ቦታ ኣብ ጀነቭ parc […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI (ግሃድኤ-ሕድሪ)

   መግለጺ ሓዘን ብምኽንያት አብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓል ሂወቶም ዝሰኣኑ መግለጺ ሓዘን ብምኽንያት አብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓል ሂወቶም ዝሰኣኑ ዜጋታትና ብሰሪ ኣብ ሃገርና ዘሎ ጋበቲ ስርዓተ ምሕደራ ህግደፍ፡ እንሆ ዜጋታትና ካብ ገዛእ ሃገሮም እግሮም ናብ ዝመርሖም ብምስጓም ንዘጋንፎም ኩፉእ ነገር ዘበለ ንምቕባል፡ ዝኸፍአ እንተኸፍአስ ካብ ኣተሓሕዛ ስርዓት ህግደፍ ዝኸፍእ’ዶ ከይህሉ ክሳብ ዘብል፤ መሪር ሂወት ከም […]

The Art of Negotiation And Its benefits

  By Fesseha Nair The Eritrean political landscape has been experiencing splitting, conflicting at all times in its political history. This is the experience of crisis inherited from our past history. What we need today is to change this attitude of negation and conflict ridden culture and build attitude of conflict resolving and management skills […]

ሓበሬታን መጸዋዕታን ንምምዝጋብ ካብ ስቱትጋርት ናብ ሰላምዊ ሰልፊ ጀነቭ 23 ሰነ 2016 ንምስታፍ።

  Stand up and speak out   ብኣዳላዊት ኮሚተ ደሞንስትረሽን ጀንቫ ከምዝተገልጸ ንዕለት 23.6.2016 ጸብጻብ ኣጻራይት ኮምሽን (Commission of Inquiry) ናብ ቤት ጽሕፈት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቐርበሉ መዓልቲ ኮይኑ ንኩላትና ደለይቲ ፍትሒ ተቓለስቲ ኣብዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕለት እዚ ተረኺብና : ምስክርነትና ብድምጽና ከነስምዕ ጻዊዒት ተገሩልና ኣሎ። ንሕናውን ኣብ ስቱትጋርትን ከባቢኡን ንርከብ ተቓለስቲ ንህዝብና ካብዚ ናይ […]