ስዉእ ሐርበኛ ኣብራሃም ነጋሲ ንቃልሲ ኤርትራ ብዘይ ተስፋ ሙቕራጽ ደኺመ ሐሚመ ኸይበልካ ብርክኻ ስጋብ ትዓጽፍ ተቃለስካላ ሃገር ኣብ መትከልካ ዝተሰዋእካ ሐርበኛ መሪሕ ምልክት ጽንዓት ቃልስኻ ኣብ ግብሪ ኣመስኪርካ ኢኻ። ንመዋቲ ኣቦና መንግስተሰማይ የዋርሶ ከሙኡውን ጽንዓት ንሙሉኣት ስድራቤትን ንኩሉኹም ኣብ ቃልሲ ዘለኹም ገዳይም ሐርበኛታት ተጋደልቲን። unitederitreamedia
United Eritrea Media
ናይ ሐዘን መግለጺ ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ኣቶ ኣብርሃምነጋሲ።
መርድእ ናይ ሐዘን መግለጺ ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ኣቶ ኣብርሃምነጋሲ ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ መንግስተ ሰማይ፤ ንምሉኣት ስድራቤት ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ Gereger ገርገር መርበብ ሓበሬታ
ዳሓን ኩን ኽቡር ሓርበኛ ተቃልሳይ ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ
መርድእ ዳሓን ኩን ኽቡር ሓርበኛ ተቃልሳይ ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ እግዚኣቢሄር ኢዱ ኣንጺፉ ተቐቢሉ ኣብ ቦታ ገነቱ የእትኻ ንስድራኻን ብዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ንኽሎም መቕርብካን ናይ ቃልሲ ብጾትካን ድማ ጽንዓት ይሃብ :ንህዝቢ ኤርትራ ሓራ ንምውጻእ መዋእልካ ዝተቓለስካሉ ክሳብ ነርክበካ ኢድና ከይ ሃብና ብጽንዓት ከም ንቕጽሎ መብጻዓ ይኹነና ቅሰን ጅግና ሓርበኛ ኣቦ ቃልሲ ኣቶ ኣብርሃ ነጋሲ […]
ተዘክሮታት ስውእ ብጻይ ኣብራሃም ነጋሲ፡
ሐርበኛ ስዉእ ኣብራሃም ነጋሲ። ተዘክሮታት ስውእ ብጻይ ኣብራሃም ነጋሲ፡ -ቅድሚ ሜዳ ምውጽኡ ምስ ስውእ ሓድሽ ወልደገርግስ እንዳተራኸበ ገለ ንእስ ዝበለ ስርሒታት እንዳ ፈጸመ ከሎ ፡ሓደ ኣገዳሲ ባእታ ብዙሕ ጸገማት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጽም ዝነበረ ፡ንኽቅተል ምስ ተመደበ፡ ኣብራሃም ክተዓራረኾ፣ ሓላፍነት ስለዝተዋህቦ መጽናዕቱ ወዲኡ፡ ናብ፡ ፍጻሜ ዝውሰደሉ ቦታ፡ ተቛጸሩ፡ ኣብ ቦታ ምስ በጽሑ ድሕሪ ቁሩብ ደቓይቕ […]
French President Emmanuel Macron has promised a more efficient system to process asylum seekers in Calais. ፍራንስ ፕረሲደንት ንዑቅባ ዝሐተቱ ስደተኛታት ጉቡእ መሰሎም ክረኽቡ ተማባጺዑ።
Slavery in Libya: Life inside a container by Fatma Naib
www.aljazeera.com/news/2018/01/slavery-libya-life-container-180121084314393.html
ንመን ሰጕግና ንመንክ….ተሐንጊጥና? ግርማይ ኪዳነ ወዲ ፈሊፖ
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/2401GK8-03AT.pdf
ኣኽርያ ፈስቲቫል ኣብ ደንበር ኮሎራዶ ሓቢርና ንኺዶ AKHRIA FESTIVAL @Denver Clorado 2018
ጥዑም ለይቲ ሕደር ዘይበሎ ህዝቢ ኣለና፡
ጥዑም ለይቲ ሕደር ዘይበሎ ህዝቢ ኣለና፡ ዓድና ዓዲ ስቓይ ዓዲ ለቕሶ፡እሱራትና ባኣሽሓት ብሕፍሶ፣እምበኣር ካብ ደለይቲ ለውጢ ፍታሕ ዝጽበ ህዝቢ ኣለና፣እዚ ኣጸቢቕና እንፈልጦ ሓቂ እዩ። ኣብ ሃገርና ኣሰርትን ቀተልትን ከለዉ ድቃስ የለን። እቲ በበይኑ ኩዳን ጣቕዒትን ደለይቲ ፍትሒ ክሰምር ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይወዓልናን፣ለውጢ ደኣ ንደሊ ኰንና እምበር ፡በየናይ መንግድስ ሓርቢቱና እዩ፣ ብኢትዮጵያ ዘለዉ ካልእ ይብሉ፡ብሱዳን ማእከላይ […]
Eritrea Says Solving Ethiopian Crisis Key to Regional Progress Bloomberg news.
Eritrea’s president said Ethiopia, which has been rocked by two years of sporadic protests, must solve its political crisis if the two neighbors are to mend relations and spur development in the Horn of Africa. “The people of Ethiopia defiantly have to reevaluate the future of their country and decide how they will proceed without […]