መእተዊ፣ ጽባሕ እቲ ንናይ ሃገርና ልዑላዉነትን ነጻነትን አሕሊፍና፡ አይንህብን ዝብል ነድርን መርገጽን ናይ ህዝብና ዘቃልሔን፣ ነቲ ከብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝካዬድ ዘሎ ሽርሕታት ዉልቀመላኺ ስርዓት ዝመከተን ንሕቡራት ሃገራትን መላእዓለምን መርገጺኡ ዝነጸረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፍዎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ አብ ታሪኻዊ መዓልቲ ሰዉራ ኤርትራ መስከረም ሓደ 2018 ዝተኻዬደ ህዝባዊ ዋዕላ ብህዝቢ ዝተመርጸት ህዝባዊ […]
United Eritrea Media
ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብጉጅለ ህግደፍ ዝተጠልማ ሚርያም ሓጎስን ኣብነት ኢሳያስን ይብሃላ፡ ኢዮብ ጎጀላ በይን
እዘን ክክተ ዋዕሮታት ካብ ኣሜራካ ጥጡሕ ናብርኤን ገዲፈን ዝተጋደላ ሙሁራትን ሓርበኛታትን ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኢየን:ኣስማተን ሚርያም ሓጎስን ኣብነት ኢሳያስን ይብሃላ : ኣጋጣሚ ሓብቲ ኣይዳ ኪዳነ ብኣጋጣሚ 40ዓመት ምጅማር ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ዝገበረቶ ቃል መሕትት ምስ ሓብትናን ብጸይትናን ክብርቲ ኣብነት ኢሳያስ ብኣንክሮ ተኻታቲለዮ: ብሓሳብ ንድሕሪት ተመሊሰ ኣነ ውን ገለ ክብል ኣሎኒ:ብማለት ነቶም ዝንኣስኩም የሕዋተይን […]
ዝገርም ጉዳይ ኣበድ ተስፋይ
እንተሃልዩ ሓደ መራሕ ሃገር ካብ ገጽ ህዝቢ እንተተኸዊሉ ኣብቲ ምልካዊ ስልጣኑ ኣሎ ንምባል ዝከኣል ኣይኮነን። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ካብ ህዝቢ ጥራይ ዘይኮነ፡ካብ መሳርሕቱ ሚኒስተራት ፡ኣማሓደርቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት ፍጹም ተኸዊሉ ፡ምስ ሓለፍቲ ጸጥታ ናይቲ ሃገር ብጸቢብ መንገዲ ከም ዝራኸብ እዩ ዝስማዕ ዘሎ፡ስለምንታይ ካብ ገጽ ህዝብን መሳርሕቱን ተሓቢኡ ዝብል ሕቶ ክምለሽ ዘለዎ ይመስለኒ፡እቲ ጉዳይ ብሩህ እዩ፡ደቁ ንናጽነትን ልኡላውነትን […]
Tesfamichad Gerhatu (Audio Only), Eritrea Review – 32nd Session of Universal Periodic Review
United Nations, Geneva, Switzerland-28 January 2019—Excerpt of the 32nd Session of Universal Period Review of Eritrea: Eritrea, Ethiopia peace fanfare all ok, but no mercy for Eritrea Ruler, tyrant Isias Afarqi’s blatant violation of Human Rights, crimes against humanity, endless military conscription, defiance of Human Rights specific mandates, like the tyrant’s refusal to allow access […]
ሓደጋ ጃልባ ጂቡቲ፡ 16 ኢትዮጵያዊያን ድሒኖም
https://www.bbc.com/tigrinya/news-47076473
መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ሕዝቢ ኤርትራ ቈዛማይ ብ ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/2901NM9-01AT.pdf
ካሳየ ጨመዳ! መዲድ ተሰኪምካ ይቕሬታ ሕተት ብ’ልዕመት
http://snitna.com/articles/medid-tesekimka-yqreta-hitett.php?fbclid=IwAR14gwQRKytS2HAF0Rs0AKTqXHgsaKOuszEvgpHtR5cC5lL8viGS8L9nqk8
ኣገዳሲ ሐቤረታ ሓድሽ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ሓበሬታ:
ኣብዚ እዋን’ዚ ነቲ ምስ ሃገርና ኤርትራ ተጀሚሩ ዘሎ ርክብ እትከታተልን እትመርሕን ኮምሽን ብደር/ ኣቢይ ኣሕመድ ተረቑሓ ናብ ባይቶ ቀሪባ ባይቶ ድማ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ዘበገሳ ኾምሽን ብክኢላታት ሓድሽ ንድፊ ንእዋናዊ ዝምድና ኢትዮጵያ ኤርትራ ዝምልከት ኣዳልያ ናብ ሃገራዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ኣቅሪባቶ ባይቶ ድማ ዝምላእ መሊኡ ዝጎድል’ውን ኣጉዲሉ ንስራሕ ድልዊ ከም ዘሎ መራከቢ ብዙሓን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቢሮም […]
ህዝቢ ኤርትራ ከም ወትሩ ብሕጊ ዝመርሖ ሰብ የለን
ህዝቢ ኤርትራ ንነዊሕ እዋናት ንቡር ሲኢኑ ከም ሐደ ዘኽታም ብዝይ ኣቦን ኣደን ዝዓበየ ቆልዓ ኮይኑ ብሐደ ገባቲ ክጭፍጨፍ ጸኒሑን ኣሎን።ሃገረ ኤርትራ ቢኢሰያስ ተረሚሳ ህዝባን መሬታን ኣብ ሐደጋ ትርከብ ኣላ፡መቀጸልትኡ ውን ኣብ ዓዲ ቀይሕ ብርኽት ዝበሉ ምስልምና ኣመንቲ ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ከምዛኣሰረን ከሙኡውን ኣብ ኣስመራ ብስዉር ዜጋታትና ያኣስር ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ።ይኹን እምበር ሕጂ ውን ኤርትራ ብ ኢትዮጵያ ኢድ […]
ፈረንሳ፣ ኣብ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትዋሳእ ከምእትኽእል ተገሊጹ
ፈረንሳ፣ ኣብ ምህናጽ ናይቲ ከም ሓድሽ ዝቐውም ዘሎ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትዋሳእ ከምእትኽእል ተሓቢሩ። እዚ ዝሕበር ዘሎ፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ላዕለዎት ወትሃደራውያን መኮንናት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ፈረንሳ ምብጻሕ ድሕሪ ምክያዶም’ዮም። ኣብ ፈረንሳ ዝመደበሩ ማዕከን ዜና ኢንድያን ኦሻን ኒውስ ሌተር፣ ብዝዘርግሖ ዜና መሰረት፣ እቲ ናብ ፈረንሳ ዝበጽሐ ወትሃደራዊ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ቀደም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ነበር […]