ጽባሕ ንጉሆ፤ ኣይሰማዕናን ኣይተነግረናን ከይንብል፤ ሃገር ከም’ቲ 1962፤ ሕጂ እውን ጦር ሰራዊት ኢትዮጵያ፤ ብኣፍልጦን ፍቓድን ኢሰያስ ንሃገርና ይዘምቱ ከም ዘለዉ ንሕበር ኣለና። ኣጽቅጥ!! meskerem.net
United Eritrea Media
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ለይቲ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ፡ ብኣውቶቡሳት ናብ ገርገራ ገጹ የግዕዞም
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብምኽንያት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምንቅስቓሳቱ ቀይዱ ከይርኢ ከይሰምዕ ቀይዱሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ለይቲ ለይቲ ብነፈርቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምርጋፍ፡ ኣብቲ ቦታ ተቐሪበን ብዝጸንሓ ኣውቶቡሳት ጸላም ከደኖ ናብ ገርገራ ገጹ የጎዞም ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ነዚ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ነቶም ኣቐዲሙ ናብ ኤርትራ ብተመሳሳሊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ዘእተዎም ሶማላውያን ሽፋን […]
Ethiopia’s decision to delay its election for Covid will have consequences for its democratic goals
https://currently.att.yahoo.com/tech/m/24d369eb-e302-37b5-84c7-6c585480ac04/ethiopia%E2%80%99s-decision-to-delay.html
ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ – ካልኣይ ክፋል
ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ
ኣብ ኤርትራ፣ ስግረዶብ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተኣስሩ ዜጋታት ብዝሖም ካብ ኣሽሓት እንተዘይዛይዱ ኣይውሕድን’ዩ። ኣብረሪ ነፋሪት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ክእሰሩ ግና ዳርጋ ብዙሕ ኣይተሰምዐን። ሬድዮ ኤረና ድሒራ ከምዘረጋገጸቶ፣ ካፕተን ሃብቶምን ተለንተ ሳሙኤልን ዝተባህሉ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ብዝብል ጥርጣረ ንዓመታት ተኣሲሮም ይሳቐዩ ኣለዉ። ካፕተን ሃብቶም፣ ካብ መወዳእታ 2012 ኣትሒዙ ዝተኣስረ ክኸውን እንከሎ፣ ተለንተ […]
ሃይለ መንገሻ ዑቕበ ቶሮንቶ፡ ካናዳ ጁን 6፡ 2020
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0706HM20-02AT.pdf
ሰልፊ ትንሳኤ ኤርትራ(Eritrea Renaissance party)
http://www.jeberti.com/JN/%D8%A7%D9%87%D9%84%D9%86%D8%A7%20%D9%81%D9%8A%20%D8%AF%D9%86%D9%83%D8%A7%D9%84%D9%8A%D8%A7%20%D9%83%D9%84%D8%A7%20%D9%84%D9%86%20%D8%AA%D9%85%D9%88%D8%AA%D9%88.pdf
ዶ/ር ኣሰፋው ኣብ ቃንዛ ውጉኣትን ጸገማት ኬራትን ኣይነበርካን
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0706HM20-01AT.pdf
Eritrean rights group accuses Asmara of systematic repression amid COVID-19
June 1, 2020 (ADDIS ABABA) – An exiled Eritrean rights group, the Red Sea Afar Human Rights organization (RSAHRO) accused the Eritrean government of systematically starving the Afar minority “under the pretext of protecting the population from COVID-19. Last April, UN Secretary-General Antonio Guterres wanted that the ongoing coronavirus pandemic could be used by some […]
ዘእዊ ክረድእዎ፡ ዘስምዕ ክሰምዕዎ! ንሓይልታት ምክልኻልን፡ ጸጥታን ፖሊስን ኤርትራ፡
https://snitna.com/articles/%e1%88%98%e1%88%8d%e1%8a%a5%e1%8a%bd%e1%89%b2-%e1%8a%95%e1%88%b0%e1%88%ab%e1%8b%8a%e1%89%b5-%e1%8a%a4%e1%88%ad%e1%89%b5%e1%88%ab-01-June-2020.php?fbclid=IwAR3LVigQcq_oV3vh7I5AqyXa-Q3636eszyz5zbFkfcO2nm_v0GgFebbxzcA