መጸዋዕታ ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ

መጸዋዕታ ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ መዓልቲ ናጻነት ኤርትራ፡ ጉንበት 24፡ 2020 ኣብ እትኣትወሉ፡ ኩላትና ኤርትራውያን፡ ን30 ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎ ብምክያድ ናይ ዝተረጋገጸ ሃገራዊ ናጻናትና መበል 29 ዓመት በዓል ከነኽብር ኢና። ዓሰርተታት ናይ ኣሽሓት ዜጋታት፡ እቲ ዝኸበረ ዋጋ፡ ማለት ሂወቶም፡ ምእንቲ ናጻነት ክስውኡ ከለዉ ሰላማዊት፡ ደሞክራሲያዊት፡ ብልጽግቲ ሃገር ንምህናጽ ብዝነበሮም ትጽቢት […]