ኣዛዚ ወተሃደራዊ ስለያ ምንስትሪ ምክልካል ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።

ናብ ኩሉ ክበጽሕ Share Share ንግበሮ።ኣዛዚ ወተሃደራዊ ስለያ ምንስትሪ ምክልካል ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።ትማሊ ዓርቢ ዕለት 02/ ሚያዝያ/ 2021 ካብ ወትሃደራዊ ስለያ ምክልካል ኤርትራ 4 – ኣባላት ዘለዋ ጉጅለ ኣባላት ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም ከምዘለዉ ተረጋጊጹ። ነታ ጉጅለ ወተሃደራዊ ስለያ ዝመርሓ ኮለነል ኣስመላሽ ገብረመስቀል (ወዲ ሓፍቲ) ኮይኑ፡ ናይ ስራሕ መዝነቱ ድማ ኣብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ናይ ወትሃደራዊ […]

Announcement EMFJ

Our gallant combantant had roared As the Eritrean saying goes”do not awaken a sleeping lion”. Our gallant Eritrean Movement for freedom and Justice had attacked the military garrioson at Sawa training camp. There were 250 Ethiopian federal soldiers were undergoing command training. They were residing at 5th Brigad training center and our gallant combatants had […]

ምንቕስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራሲ

1, 600 ተገፊፎም ንሳዋ ወሪዶም ኣለዉ፡ ኩነታት ኤርትራ ናበይ ገጹ እዩ? ናብ ኩሉ ክበጽሕ share share ንግበሮ። 1, 600 መንእሰያት ተገፊፎም ናብ መደበር ታዕሊም ሳዋ ከምዝወረዱ ተረጋጊጹ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ፡ ሓዲሽ ሰራዊት ከቑውም ዝሓንጸጾ መደብ ቐዳማይ ገጹ እዩ። ምኽንያቱ እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ግፋ ብሰፊሑ ከምዝቕጽል ተፈሊጡ ስለዘሎ ድማ እቲ ቑጽሪ ክውስኽ ከምዝኽእል ይሕብሩ ምንጭታትና። 1. ምግፋፍ፡ […]