ክዕቀብ ዝግብኦ ሃገራዊ መኽሰባትና ብተስፋይ ተኽለ ዝተጻሕፈት መግለጺ

አንጻር እቲ መላኺን ገባቲን ዝኾነ ስርዓት ሽፍታ ኢሳያስ ድሕሪ ምርግጋጽ ነጻነት ንዘርአዮ ሕገ አልቦ ሽፍትነታዊ ስርዓት ተቓውሞ ካብ ዝጅመር እንሆ 30 ዓመታት ኮይኑ። አብቲ ፈለማ እቶም አንጊሆም ንአካይዳ ኢሳያስን ባህርያቱን ጽቡቕ ጌሮም ዝፈልጥዎን ዝርድእዎን ዝተጀመረ ኮይኑ፣ መብዝሕትኡ ህዝብና ነቶም ሽዑ ብአግኡ ዝተቓወሙዎ አየቕለበሎምን ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ነቲ ኢሳያስ ካብ ህዝቢ ንምንጻሎም፣ “5ይ መስርዕ፣ ጅሃድ፣ ዘይሃገራውያን …. […]

US says sending envoy to Ethiopia, condemns Eritrea return to war ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ልኡኽ ናብ ኢትዮጵያ ንኤርትራይ ናብ ውግእ ምምላስ ከም ዝዅንኖ ገለጸት

https://www.france24.com/en/live-news/20220902-us-says-sending-envoy-to-ethiopia-condemns-eritrea-return-to-war-1