ዘሕዝንን ዘነውርን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ን25 ዓመት ዘገልገለ ናይ ኤርትራውያን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኣብ ዳላስ ፎትዎርዝ ብለይቲ ታቦት ሰሪቆም።

May be an image of text that says '山ራ ((၁)) Eritrean Cathedral Medhanealm Orthodox Tewahdo Church Live stream offline DallasFh'

ኣብ ዳላስ ፎርትወርዝ (Dallas Forthworth)መድሃኒኣለም ኦርቶሆዶክ ናይ ኤርትራውያን ቤተክርስትያን ንብረት ማለት ኩቡር ታቦት ኣደይ ማርያምን መድሃኒኣለምን ኩሉ ናይ ካህናት ጸንጽል ብደገፍቲ ህግደፍ ብለይቲ ኣጸልሚቶም ከውታ ለይቲ ሰዓት 1፡00 ሰሪቆሞ ካብቶም ዝተሳተፈ ሰብ ቀንዲ ተዋሳኢሙስየ ዝባሃል ሐላፊን ቀሺ ሰለሙን ቀሺ ፍጹም ኢዮም ነዛ ቤተክርስትያን ናብ ስርቂ ብለይቲ ዝተዋፈሩ ኢብል ካብቶም መሰኻኽር ሐደ ካቦኦም ተባዕ የማነ ባርያ ተቐማጣይ ኣብ ዳላስ ኢዩ።ንሙሉእ ሐብሬታ ኻኣ ኣብ ተፈታዊ ሸው ስምዑዎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *