ኢትዮጵያ ፦ ቮልከር ቱርክ ዝስሙ ሓለቓ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቀጻሊ ውግእ ኣብ ሰላማውያን ሰባት ብዛዕባ ዜምጽኦ ኣዕናዊ ጽልዋ ኣጠንቀቐ

ጀነቫ (18 ጥቅምቲ 2022) – እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዞባ ትግራይ እተገብረ ዘሰምብድ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ነቲ ድሮ ኣዕናዊ ዝዀነ ውግእ ኣብ ሰላማውያን ሰባት ዘሕድሮ ኣዕናዊ ጽልዋ ኸጋድዶ ከም ዝኽእል ቮልከር ቱርክ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ው. ሕ. ሃ.ቱርክ ከምዚ በለ – “ካብ 31 ነሓሰ ኣትሒዙ ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ እተፈጸመ መጥቃዕቲ ነፈርትን ተዅሲ ጠበንጃን […]

EU foreign policy chief says diplomats are slow, ineffective and patronising ሓላፊ ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ሕብረት ኤውሮጳ ዲፕሎማት ቀልጢፎም ከም ዘይረብሑን ከም ዚከናኸኑን ገለጸ

https://www.theguardian.com/world/2022/oct/11/eu-foreign-policy-chief-josep-borrell-says-diplomats-are-slow-ineffective-and-patronising?utm_term=Autofeed&CMP=twt_gu&utm_medium&utm_source=Twitter&fbclid=IwAR0bW9zXEQ17ClySDC331AUFzIPR0qSK2wQpt8OZMY_A5vhAOJizbl6hA78#Echobox=1665530232

ኣገዳሲ ሐበሪታ መጠንቀቅታ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ዝኸይድ ዘሎ ሸርሒ

ካብ ናይ ኤርትራውያን ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያናት ዝመጽእ ዘሎ ውሽጣዊ ኣብ ሐበሬታ LA ሎሳንጀለስ ሕጹጽ ኣኼባ ይጽዉዑ ንኹሉ ኣባል እዚ ኻኣ ናይ ምፍርራሕን ናይ ገንዘብ ኢኩዲ ካብ ቤተክርስትያን ኣውጺኦም ንመንግስቲ ምሕጋዝ’ዩ ካቡኡ ተሪፉ ብመንግስቲ ዝወጸ መግለጺ ኣላና ኢሎም ንኹሉ ኣባላቶም ህጹጽ ናይ ዕድመ መጸዋዕታ ተገሩሎም ኣሎ፡ ተመሳሳሊ ውን ኣብ ካለኦት ቦታታት እዚ ዝመስል ምቅይያራት ይረኤ ኣሎ ከምቲ […]