A US warship that intercepted drones and missiles near the coast of Yemen on Thursday encountered a larger and more sustained barrage than was previously known, shooting down 4 cruise missiles and 15 drones over a period of 9 hours, according to a US official familiar with the situation. ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ በዓል ስልጣን ከም […]
Author: Administrator
ኤርትራን ብጽፍርና ምሐደራ ውልቀመላኺ ኣበይ ኩነታት ትርከብ?
ኤርትራ ኣብዚ ሕጂ ዘለናዮ እዋን ኣብ ጥምየትን ቀረብ መግቢ ሕጽረትን ትርከብ፡ብሕልፊ እዃ ህጻናት ኣብ ሕማቅ ኩነትታት ከምዘለዉ ይግለጽ ኣሎ።እዚ መንግስቲ ንምንታይ ኢዩ ኣስታት 32 ዓመት ለውጢ ክገብር ዘይከኣለ ፡ንግብረሰናይ ሐገዝ ኣየድልየንን ኤርትራ ብጽፍራ ክትነብር ትኽእል ሃገር ኢያ ኢሉ ነጺኡ ነዚ ህዝቢ ኣብ ብጥምየትን ሸርፊ ገንዘብ ሕጽረትን ማይን ኣብ ዕጽዋን ክባን ዘሎ ። ኤርትራ ሃብቲ ዓሳ […]
Why Is Abiy Threatening Ethiopia’s Neighbors?: Next Africa ኣቢ ንጐረባብቲ ኢትዮጵያ ዜስግእ ዘሎ ስለምንታይ እዩ ?
https://www.bloomberg.com/news/newsletters/2023-10-20/why-is-ethiopia-s-abiy-ahmed-demanding-access-to-the-sea
ው. ሕ. ሃ. ኣብ ኢትዮጵያ ጃምላዊ ቕትለትን ግፍዕን ኬጋጥም ብዛዕባ ዚኽእል ሓደጋ ኣጠንቀቁ UN warns of heightened risk of genocide and atrocity crimes in Ethiopia
https://news.un.org/en/story/2023/10/1142142
Fighting is raging after Hamas’ unprecedented attack on Israel. Catch up on the latest here CNN
The death toll is rising in Israel and Gaza as fighting rages between Israeli forces and Hamas militants and as more details emerge of the dead and those taken hostage. Israel formally declared war on Hamas on Sunday after the Islamist militant group launched its deadly surprise assault on Saturday. Israel also cut power to Gaza — complicating […]
UN-mandated investigation into atrocities in Ethiopia to end ው. ሕ. ሃ. ብዛዕባ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ እተፈጸመ ግፍዒ ዚገልጽ መርመራ
A UN-mandated investigation into human rights abuses in Ethiopia will come to an end next week despite ongoing atrocities in the region. None of the parties to the mandate asked for it to be extended by Wednesday’s deadline, according to UN Human Rights Council spokesperson Pascal Sim. The mandate of the International Commission of Human […]
ኣብ ጀርመን ከተማ ስቱድጋርድ ናይ ህግደፍ ጽምብል ንቀዳም 23 መስከረም 2023 ብናይ ከተማ ኣማሐዳሪ ተሰሪዙ።
ናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንቀዳም 23 መስከረም ዝተመደብ በቲ መራሒ ናይታ ከተማን እቶም ኣካረይትን ብዕሊ ከምተሰረዘ ኣተሐሳሲቦም፡እዚ ስጉምቲ ንውሳድ ድማ በቲ ዝሐለፈ ፈስቲቫል ህግደፍ ንጀርመን ብዙሕ ክሳራን ሰኩሪቲ እታ ሃገርውን ናብ ሐደጋ ስለ ዝወሰዶ ተምሊሶም ነቲ ኩሉ ጥፋትን መቁሰልትን ክድገም ፍቃደኛታት ኣይኮናን ይብሉ ከሙኡ ውን ኣብታ ከተማ ዕግርግር ክፈጥር ዝብገስ ሐይሊ ከቢድ ስጉምቲ ከምዝወስዱ ገሊጹ’ዩ። ፓሊስ […]
ህግደፋውያን ኣብ ሎንዶን ዳውን ንብርጌድ ንሐመዱ ክብሉ ውዒሎም 09/22/2023
09/22/2023 ኣብ ከተማ ሎንዶን ሰላማዊ ሰልፊ ብህግደፋውያን ተኻይዱ፡ደመኛታት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ደገፍቲ ስርዓት ኣብ ጽርግያ ሎንዶን ኣንጻር ብርጌድ ንሐመዱ ሰላማዊ ሰልፊ ዳውን ዳውን ክብሉ ውዒሎም ብሕጊ እቲ ዝሐሰቡዎ ናይ ምኽዕባት ገንዘብ ፈስቲቫል ኣብ ኩሉ ስለ ዝተኸልኸሉ ኣብ ጽርግያ ሳዕስዒት ጭርሖ ዝተሰነየ ኔሩ ንሱ ኻኣ ክልተ ሀይማኖትና ሸውዓተ ኣውራጃና ዳውን ብግርጌ ንሐመዱ ክብሉ ተሰሚዖም። እንተ […]
UN experts say Ethiopia and its allies, including Eritrea, are still violating human rights in the Tigray region.ው. ሕ. ሃ. ኢትዮጵያን እንተላይ ኤርትርያ ክሳዕ ሕጂ ኣብ ዞባ ትግራይ ሰብኣዊ መሰላት ይጥሕሱ ኸም ዘለዉ ይገልጹ።
https://www.aljazeera.com/news/2023/9/19/cimes-against-humanity-continue-in-ethiopia-despite-truce-say-un-experts?sf181901450=1&sf181902792=1