RSF ወተሀደራት ሱዳን ኣብ ገዳርፍ ኣጽዋር ዝጸዓና መራክብ ተቆጻጺሩ

ኣብ 12/12/2023 ናይ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሐ ወተሀደራዊ ሐበሬታ ከምዝሀቦ ኣብ ገዳርፍ ደቡባዊ ምብራቅ ሱዳን ብሐገዝ ናይ RSF ክልተ ብረት ዝጸዓና ጀላቡ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ከምዘውዓለ ይግለጽ።እዚ ኻኣ ኣብ ማያት ሰቲት ኣትባራ ከምዝኾነ ገሊጾም ነዚ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምውዓል ወተሀደራት ናይ ሱዳን ኣድቢዮም ብምጽናሕ ትኽሲ ከምዝተታኮሱ ነተን መራኽብ ውን ኣብ ቀይዲ ኣውዒሎመን።ከምቲ ናይ ሱዳን ኣዘዝቲ ስለያ ዝበልዎ እዚ ኣጽዋር ካብ ጎረባብቲ ኣዕራብ ኮይኑ ብሰቲትን ኣትባራ ኣቋሪጹ ከምተጓዓዘ ይሕብሩ።

እቲ ጐላጕል ቡታና ንመንግስቲ ገዳርፍ ከምኡውን ንእተወሰነ ኽፋል ከሳላ ፈለግ ኒል ካርቱም ኣል ጃዚራ ከምኡውን መንግስትታት ሰናር ዜጠቓልል ኰይኑ ምስ ዶብ ኢትዮጵያ ስለ ዚቀራረብን ዕጡቓት ጕጅለታት ስለ ዝነበሩን ብተደጋጋሚ ግጭትን ዘይምርግጋእን ኣሎ ኢዩ

News sources Sudan Tribune.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *