ተቃወምቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ሰጊሮም መጥቃዕቲ እንተፈፂሞም፣ ‘ስራሕና ዓዪና ክንምለስ ኢና’ ኢሎም ቀ/ሚ ኃይለማርያም 22.09.2015 22:42

   ቀ  /ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ‘ካብ’ቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደብሮም ተቃወምቲ ሓደ’ውን እንተኾነ ኣብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ እንተፈፂሙ፣ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ከቢድ ግብረ-መልሲ ክትህበሉ’ያ’ ኢሎም። ‘ከይትፍትን።እንተፈቲንካ ግና ኣቲና ንሓንሳብን ንሓዋሩን ዘየዳግም ስራሕ ፈፂምና ክንወፅእ ኢና።እዚ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ’ውን ኣፍሊጥና ኢና’ ኢሎም እቶም ቀ/ሚ። እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ፣ኣብ’ዚ ቀረባ ካብ ኤርትራ ናብ ኣሜሪካ ዝተመለሱ፣ ኣብ […]

ዓሻ እንተተዓገስካዮ ዝፈራሕካዮ ይመስሎ እዋናዊ ዛዕባ 22-09-2015 sallina.com

  ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ይቀያየር ኣሎ። ካብ ድሌትን ባህግን መሪሕነት ጉጅለ ኢሳይያስ ወጽዩ ሓድሽ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ክቀላቐል ምጅማሩ ዕምሪ ናይዚ ብኢሳይያስ ዝምራሕ ጸቢብ ጉጅለ ኣብ መጻብብ ከምዝኣተወ ዘመላኽት’ዩ። ኤርትራ ብሕጊ ጫካ ክትምራሕ ካብ እትጅምር ን24 ዓመታት ዝኣክል ረዚን ዋጋ ኣኽፊልዋ። ሕግን ስርዓትን ብምጥፍኡ ፍትሒ ብምርጋጹ፡ ግህሰት ሰብኣውን ዲሞክራስን መሰላት ናብ ዝለዓለ ጠርዚ ብምብጽሑ ፡ ብርሰት፡ […]

French police evacuate 400 from Calais migrant camps 10 hours ago

. French police officers proceed with operations during the eviction of around 200 Syrian refugees from a camp site in Calais, northern France, on September 21, 2015 (AFP Photo/Philippe Huguen) Calais (France) (AFP) – French police on Monday fired tear gas as they broke down several makeshift camps around the port city of Calais, leaving […]

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ ሓባራዊ ድምጺ ደገፍ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ

  ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ ሓባራዊ ድምጺ ደገፍ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣብ ኒዮርክ ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ብምድጋፍ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ’ዩ። ብ 26 ሰነ 2015፡ ኣብ ጀኔቫ – ስዊዘርላንድ፡ ተልኣቪቭ – እስራኤል ከመኡውን አብ ብዙሓት ከባቢታት ናይ ኢትዮጲያ ንጸብጻብ […]

A call for a Demonstration in New York ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ

    A call for a Demonstration in New York in support of The Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea   Eritreans in North America United in Support of the United Nations Commission of Inquiry would like to cordially announce a major Demonstration at the United Nations Headquarters in New York in support […]