http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2009OG5-07BT.pdf
Author: Administrator
DEMONSTRATION IN NEW YORK IN SUPPORT OF COMMISSION OF INQUIRY ON HUMAN RIGHTS IN ERITREA
ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዙ Radio Erena: 18 September 2015
ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ንዝርከብዎም ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዝዎም። እቶም ኣብ ማእከል ፓሪስን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ከተማ ኣብ ኣብ ዝርከብ መደበራት ባቡር ቴንዳታት ዘርጊሖም ክነብሩ ዝጸንሑ ስደተኛታት፣ ብምሉኦም ግዝያዊ መንበሪ ኣባይቲ እኳ እንተተዓደሎም፣ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት’ውን ካብኦም ዝበዝሑ ክመጹ ስለዝኾኑ ኣብ ከቢድ ጸገም ኢና […]
ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተደናጉዩ ዘሎ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ክኽትሞ ከምዝኽእል ተገሊጹ Radio Erena: 18 September 2015
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ንምብርካት፣ ኣብዚ ዝመጽእ እዋርሕ ስምምዕ ክኽተም ትጽቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሕበርት ንመንግስቲ ኤርትራ ክልግሰሉ ዝወሰነ ኣማኢት ሚልዮናት ኤውሮ፣ ብዝተፈላለዩ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብሰንኪ ዝቀረብ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ኤርትራ ዝገልጽን ንሓገዝ ሕብረት ኤውሮጳን ዝቃወምን ወቐሳታት፣ ነቲ ስምምዕ ክሳብ’ዚ እዋን’ዚ ኣደናጉዩዎ ከምዘሎ ካብ ቤት ጽሕፈት […]
Letter to Isaias Afwerki: A Call for Justice for all Eritrean Prisoners of Conscience in Eritrea By assenna on September 16, 2015
We, the family members of Eritrea’s prisoners of conscience, demand the immediate release of the Eritrean heroes. We will not forget that our loved ones were taken away from their families in the early hours on 18 September […]
ተራ ግሉጽነትን ነጻ ፕረስን ኣብ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ምእንትኡ ዝኽፈል ዋጋን ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/1809TK5-05AT.pdf
ደብዳበታትጀነራልዑቕበኣብራሃ።
http://assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Ogbe_Letters.pdf
Issayas’ failed project and THE TPDM (DEMHIT) SAGA geberti.com
http://www.jeberti.com/a15/Issayas’%20failed%20project%20and%20THE%20TPDM%20Saga%202.pdf
COIE Demo in New York October 29/2015
Contact:ENA4COI@gmail.com
ጸበባ ተነቒሉ ብሰላም ንኽንነብር—ሕቶና ሓንቲ እያ እንታይ ንግበር—እስከ ንላዘብ ሃዬ ንማኻኸር ብአብርሃም ኢያሱ
ብ ኤርትራዉነት—ብሃገር ክጅምር–አብ ታሪኽ ኤርትራ ሃገር ክበሃል ኮሎ — ራኢ ናይ ዓወታት ህዝቢ እዩ ። ኤርትራዉነትና ኸአ ንክብሪ ማዕርነትና ነጻነትና ስርርዕ ፖለቲኩኡን አጣሚሩ ክዉሕስ ንዝበቅዕ ሃገርና ስርዓትና ንብሎ ። ኤርትራ ኽእ ሃገር ክትከዉን ብጹቡቕ ፍቓድ ህዝባን ብናይ ሓባር ስምምዓቱን ሕግታቱን ከሰላስል ምስ ዝበቅዕ ጥራሕ እዩ ። ዽሕሪ እዚ ብናይ ሓባር መጸዉዒኡ ባንዴራ ዝተኽለሉ—ናይ ሓባር […]