ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከተማ መካ፣ ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ሓጅ ብሰንኪ ጽቕጥቕጥ ልዕሊ 700 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊጹ። ኣብ መካ፣ ከባቢ ከዓባ ጥራይ ኣስታት 2 ሚልዮን ኣመንቲ ምስልምና ዓመታዊ ናይ ሓጅ እምነት ንምፍጻም ኣብ ዝተኣከብሉ እዋን፣ ልዕሊ 700 ዝኾኑ ሰባት ብሰንኪ ዘጋጠመ ጽቕጥቕት ብሕጽረት ትንፋስን ነቕጽን ከምዝሞቱ’ዩ ካብታ ሃገር ዝመሓላለፍ ዘሎ ዜና ዘመልክት። ኣቐዲሙ’ውን […]
Author: Administrator
behind auto dashboard 6 hours ago
. This image obtained September 24, 2015 from the Spanish Guardia Civil shows a would-be immigrant hidden under the dashboard of a sedan, discovered by Spanish authorities on September 19, 2015 while trying to cross into the Spanish enclave of Melilla (AFP Photo/) Madrid (AFP) – Spanish police said Thursday they found a would-be […]
ሰብን ዕንጨይትን ተሰባሪ ኢዩ። 4ይ ክፋል፡ “ቀጻሊ ረብሓ’ምበር ቀጻሊ ዝምድና የለን
ፖለቲካዊ ሰረተ-እምነት (doctrine) ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ። እቶም ፈልሰፍቲ’ዚ ሰረተ-እምነት’ዚ ረብሓ ሃገሮም’ዮም ዘቐድሙ ዝነበሩ። ሃገራዊ ዶባት ብቁጠባውን ፖለቲካውን ብሕትው ና /monopoly/ ኣብ ዝተጣሕሰሉ እዋን ግና እንሆ ሎሚ ብዓለማ ብበትሪ ‘ሓንቲ ዓለም’ ትቑሽመድ ንሪኣ ኣለና። ስለኡ ይኸ ውን ኣቶ ኢሰያስ’ውን ከምሓደ ተላኣኣኺ መግዛእቲ ብልሳኖም “ደሞክራሲ ኣበይ ርኢኹም” ክብል ነቲ ወርቂ ኣኽሊል ዝደፍ ኣሉ ጻዕዳ ህዝቢ ከደኽድኾን […]
Seminar by Sheila Keetharuth: Human rights situation in Eritrea
Ms Sheila Keetharuth (Mauritius), Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, will give a lecture at the ASC. Her lecture will be followed by a roundtable discussion under the chairmanship of Prof. Jan Abbink, African Studies Centre Leiden. The purpose of the meeting is to discuss key issues and exchange information pertaining […]
Video: 49 Eritreans and 8 Ethiopians killed by ISIS in Libya, Survivors September 23, 2015 Vicenews news
Video: 49 Eritreans and 8 Ethiopians killed by ISIS in Libya, Survivor |.com Eritrean Interview with the survivors of ISIS in Libya. 49 Eritreans and 8 Ethiopians killed by ISIS in Libya. In a desperate bid to seek a better life in Europe, thousands of refugees and migrants leave the shores of Libya and cross […]
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ቤት ጽሕፈት ኣቦ መንበር عيـــد ســـعيد وكل عام وأنتم بألف خير ርሑስ ዒድ ይግበረልና
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2409SF5-08AA.pdf
ኩላትና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ህይስተንን ከባቢኣን
ኣብ ህይስተን ከባቢኣን ንነብር ኩላትና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ብዛዕባቲ ኣብ ኒውዮርክ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንኽንዘራረብ ሰንበት ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ካፈ ሎያል ህዝባዊ ኣኼባ ከምዘሎ ብኽብሪ ንሕብር። ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንርከብ ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ ብሓባር፡ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰነ ዝወጸ መግለጺ፡ ንምድጋፍ፡ ከምእዉን […]
Isseya Afewerki was our spy general Daniel Mengistu
ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣል-ሙባረክ مــؤسســــة كبيــــري للإغــــــاثة والتنميــــة
http://www.gereger.com/data/media/y2Vyux1V9.pdf
ነጻነት ኤርትራ ንምውሓስ ይኹን ዕላማ ቃልስና —ውግእን ዘይርገአት ፖለቲካን ይአክል ንበል ሓቢርና ።
ሎሚ ዕድል ንሃቦ ንሓንቲ ኤርትራ ንቃለስ ንዝብለና—አይንኹን ተጸበይቲ ስጋብ ካሎኦት ዝመጹና ። ጸበባን ባርነት ኤርትራዉያን ዝሳዕረረ ምስ ምምጻእ ህግደፍ ምኻኑ ዘካትዓና ጉዳይ አይመስለንን–እቲ-ኩሉ ክግበር አለዎ ዝበሃል ሓሳባትን ራኢታትን ዘጠቓለለ እሞ ንኤርትራ ዝጠቅምዩ ክግበር ከአ አለዎ ዝበሃል ሕልምታት ብጽሑፍ ተጻሒፉን–ብቃል ተገሊጹን—ተተንቲኑን እንተተባህለ ምግናን አይኮነን ። አብ ተግባር ንምትግባሩን ፍረ ዉጺኢት ንኸሪኢ አብ ምግባሩን -ጥበባት ግን አይተረኽበሉን […]