Author: Administrator
ክንደይ ግዜ ዓይንኻ ምዕማት : ንዳሕዳሓዮ ድኣ እቲ ሓቂ ሓቁ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ / ጀርመን 27.09.2015
http://www.gereger.com/data/media/kljroMXEh.pdf
Eritrean Community Netherlands Gergere.com
ካብ ወርሒ 8/2015 ጀሚሩ ክሳብ እዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ 9/2015 ብዘይ ምንም ምኽንያትስርዓት ህግደፍ ልዕሊ 48 ንጹሃን ኣባላት ኩናማ ኣሲሩ
እዚ ዝመጸና ዜና ከም ዝሓበሮ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣባላት ኩናማ ንምርዓድን ናይ ምጽናቱ መደባቱ ክውን ንብምግባር፡ ደቂ ኣንስትዮ፣ ደቂ ተብዓትዮ፣ ትሕተ ዕድሜ ዝኾኑ ጓሶትን ከይተረፈ ሒዙ ከም ዝኣሰረ ሓቢሩ፡፡ እቶም ዝተኣስሩ፡- ካብ ቢንቢልናን ከባቢኣን 16 ሰባት ካብ ካሪና 4 ሰባት፡ ካብዞም ሓደ ኣብ መጓሰ ዝነበረ፡ ከምኡ እውን ካብ ቁሸታት ደኪማረ፣ ማሪቲ፣ ቱታኩሪን ጓሶት ከም ዝተኣስሩ ካብ […]
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንፍትሕን ሰላምን ከተማ ኮሎምቦስ
ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኮሎምቦስን ከባቢእን። ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንፍትሕን ሰላምን ከተማ ኮሎምቦስ። ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ, 2015 ዝወጸ መግለጺ ንምድጋፍ፡ ከምኡ’ውን ነቲ ቅድሚ ሎሚ ኣብ ስዊትዘርላንድ፡ እስራኤል፡ኢትዮጵያ…ወዘተ ዝተኻየደ ዕውት ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ንምቕጻል፡ ብዛዕባ ኣብ ኒውዮርክ ንዕለት 29 ጥቅምቲ, 2015 […]
ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ኣ ብ ጎ ሉጅ ና ይ ነ ዳዲ ሼል ካብ ስራሕ ወጻ ኢ ገ ይሮም
ጀጋ ኑ ተጋ ደ ል ቲ ዲምሓኩኤ ኣ ብ ከ ተማ ጎ ሉጅ ጻ ላ ኢ ዝጥቀመሉ ና ይ ነ ዳ ዲ ሸ ል በ ር ቃዊ መጥቃዕ ቲ ብምኽፋ ት ካ ብ ስ ራሕ ወጻ ኢ ከ ም ዝገ በ ሩ ዋ ተፈሊጡ፡ ፡ ተጋ ደ ል ቲ ዲምሓኩኤ ዕ ለ ት 17/09/2015 ለ […]
ርሑስ በዓል ዒድ ኣል ኣድሐ ንኣመንቲ እስልምና ንኤረትራዊያን ንህዝቢ ዓለምን›
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2509ELF5-01AT.pdf
Teenager killed by train at Eurotunnel terminal in Calais, France By Don Melvin, CNN September 24, 2015
(CNN)A teenager who may have been trying to reach the UK has died after being hit by a train near the French entrance to the channel tunnel, an official told CNN on Thursday. The boy was hit around 2 p.m. Thursday by a freight train carrying trucks at the Eurotunnel terminal in Calais, France, a […]
ኣገዳሲ ሓበሪታ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን يان هام قسم الاعلام لجبهة التحرير الإرتريه فرع شمال أمريكا وكندا
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ሰምየን ኣመርካን ከነዳን፣ ከም ውጺት ናይቲ ብ August 23/2015 ብገዳይም ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተኻየደ መቐጸልታ ናቱ ብሰንበት September 21/2015 ንመበል ካላኣይ ግዚኡ ካብ ስዓት 10 ናይ ንግሆ ስጋብ ስዓት 1፡30 ናይ ምሸት ን ሰለስተ ስዓት ዝወሰደ ወርሓዊኣኼቡኡ ተካይዱ። እዚ ኣኼባዚ ደቂ ከበሳን መታሕትን ገደይም ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ዝነበሩን […]
ኣብ ባንክታት ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ መንግስቲ ምንቁልቋል ሸርፊ ንምቁጽጻር ዝገበሮ ዘሎ ምዃኑ ተገሊጹ Radio Erena: 25 September 2015
ኣብ ባንክታት ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ መንግስቲ ኮነ ኢሉ ዝገበሮ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ ኣብ ኤርትራ ተራእዩ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ ነቲ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ሰማኡ ዝዓርግ ዘሎ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራታት ንምግታእ፣ መንግስቲ ኮነ ኢሉ ንናቕፋ ከምዘይዝርጋሕ ይገብር ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ኣመልኪቶም። ብጸሊም ዕዳጋ […]