እቲ ዝመጸና ዜና ከምዝሓበሮ፣ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብሕማም መኽንያት ካብ ኣስመራ ብሃገር ቀጠር ኣቢሉ ንጀርመን ከምዝኣተወ እዩ። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንሃገር ጀርመን ብወግዒ ይኹን ብስዉር ንኸይኣቱኳ ብፈዴራል ዓቃበ ሕጊ ጀርመንብ1990 ዓ.ም.ፈ. ብከቢድ ክሲ ኣጊዱዎ ከምዝነበረ ጭቡጥ ሓበሬታ ኣሎ። ይኹን እምበር ሎሚ ግና ኢሰያስ ብስዉር ኣብ ውሽጢ ጀርመን ይሕከም ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ኣስመራ ይኹን ኣብ […]
Author: Administrator
Warning against ‘toxic public debates,’ UN official urges global compact on refugee and asylum matters
A refugee lies face down on the stony ground with his hands over his face after reaching shore, near the village of Skala Eressos, on the island of Lesbos, in the North Aegean region of Greece. Photo: UNICEF/Ashley Gilbertson VII 8 October 2015 – The top protection expert in the Office of the United Nations […]
ሰናይ ቅነ ውዑይ ዜና ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ፍሕ ፍሕ ኢላ
ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ፍሕ ፍሕ ኢላ ሃንደበት ንኣስመራ ትብገስ ኣላ ካብ ኣባላታ ክለተ ድማ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ኣብ ኣመሪካ ተሪፎም ኣለው። ንሳቶም ድማ ፍልጥትን ሓያል ድምጻዊትን ዝኾነት ፍጡማ ስሌማንን :ሞተር ናይታ ጉጅለ ባህሊ ዝኮነ ተጻዋታይ ኪቦርድ ወዱ ንዑስማን ዓብደልሪሕምን ነቲ ስርዓት ራሕሪሖም ተሪፎም አለው። እታ በዓል ፊሒራ ዝርከብዋ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ሕድሕዳዊ ባእስን ዘይምስምማዕን ተጸሚዳ […]
ብ/ጀ ቢትወደድ ኣብርሃ ንሓጺር እዋን ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝወጸሉ ንህዝቢ ዘስምዖ መደረ ብሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ
ተወሳኪ ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ
ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ንክትሳተፉ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ ንእትመጹ ኣጋይሽ ናብ’ዘን ክልተዝስዕባ ተጠቂሰን ዘሎዋ ሆቴላት ናብ ሓዲ ስልኪ ደዊልኩም መሕደሪ ክፍሊ ክትሕዙ ከም ትእክሉ ነተሓሳሰብ፡፡ 1. Hotel Name: LAGUARDIA PLAZA HOTEL Hotel Contact: HELENA GLOSNICKA Hotel Phone: (718) 457-6300 Group Name: Eritrea for Justice Room Rate: $159.00 […]
ISIS executes 12 Christians—including boy and 2 women who were raped in public and beheaded—for refusing to renounce Jesus
Reuters ISIS gunmen prepare to execute five young men by the roadside for various alleged offences including refusal to fast during Ramadan. Islamic State militants have brutally murdered 12 Christians, including the 12-year-old son of a Syrian ministry team leader who had planted nine churches, for refusing to renounce Jesus Christ and embrace Islam […]
ሕጂኸ ናበይ ከእትዉና ይደልዩ ኣለዉ፣ ብ’ገብረእግዚኣብሄር ወዲ’ባሻይ ጀርመን፣ መስከረም 24/01/2008፡/05/10/15።
ክቡራት ተኸታተልቲ ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፣ ወድ’ሰብ ፍጹምነት ከም ዘይብሉ ነብሰይ ንቕድሚት ሰሪዐ እየ ዝኣምን። ትሕዝትኡን ክብደቱን ብዘየገድስ ኣብ እተፈላለየ ሃገራን ውድባ’ውን ጉዳያት ተንከፍ ስነ ጽሑፋት ከም ትረኽቡኒ፡ ኣይዝንግዕን። መብዛሕትኡ ኣብ ውድባዊ ኣተሃላልዋና ዘቶኩር ኮይኑ! ግን ድማ ክሳብ ውልቀ ግብረ-መልሲታት እንዋጠጠሉ መድረኻት ውሑዳት ኣይኮኑን። ናይ ምጥቕቓዕን ምክልኻልን ክልተ እተፈላለየ ስነ ጽሑፋት ምውንጫፋት ከም ዘሎ ርዱእ ኮይኑ! ብሕልፊ’ቲ […]
ተሪር መጠንቀቕታ ንደገፍቲ ህግደፍ ERITREA- NEW YORK DEMO COMMITTEE WARNING TO HIGDEFAWIAN 10/29/2015
ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ Hotel Reservation info
ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ንክትሳተፉ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ ንእትመጹ ኣጋይሽ ናብዚ ዝስዕብ ተጠቂሱ ዘሎ ሆቴል ስልኪ ደዊልኩም መሕደሪ ክፍሊ ክትሕዙ ከም ትእክሉ ነተሓሳሰብ፡፡ Hotel Name: LAGUARDIA PLAZA HOTEL Hotel Contact: HELENA GLOSNICKA Hotel Phone: (718) 457-6300 Group Name: […]
The Day of Judgement is coming soon
www.jeberti.com/a15/The%20Day%20of%20Judgement%20is%20coming%20soon.pdf