ህጹጽ ኣኼባ ኢንድያናፖሊስ፡

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ብምኽንያት ኣብ ንዩዮርክ ንዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ፡ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን፡ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ተሓሲቡ ዘሎሰላማዊ ሰልፊ፡ ንኽዕወት ኣድላዪ ስጉምቲ ንኽንወስድ፡ ሓቢርና ንኽንላዘብ፡ ንቀዳም 17 ጥቅምቲ ኣብ 55 South State Ave. Indianapolis Indiana ሰዓት 3፡00ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ሰዓትና ክንርከብ ነማሕጽን። ብደሓን ምጹ ኣካያዲት ሽማግለ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ […]

ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ

ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ምሉእ ዓወት ክጓናጸፍ ዕላማ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ እዩ። ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ንብደረጃ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ዘማእክል ዞባዊ ናይ ህዝቢ ጥርናፈ`ዩ። ኩሎም ኣካላት ናይ`ዚ ምልዕዓል`ዚ፡ በብከተምኡ ብውልቂ ይኹን ብጥርኑፍ፡ ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ከም ገዛእ ዋኒኖም ክጉስጉሱ፡ ክሳተፉ ነማሕጽን። ሃብሮማትን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ንነውሕ ክጽዕርሉ ንዝጸንሑ ጅግና ቃልሲ ፡ መርማሪ […]

Eritrea’s dismal human rights situation

    Eritrea’s dismal human rights situation, exacerbated by indefinite military conscription, has led thousands of Eritreans to flee their country every month. Eritrea has had no functioning legislature, independent press, or any semblance of civil society organizations since 2001.  In early 2014, President Isaias Afwerki confirmed his lack of interest in an open society, […]

ጥቕሳ ሃውልታዊ ምኽሪ ውርሻ ጥንቲ

ጥቕሳ ሃውልታዊ ምኽሪ ውርሻ ጥንቲ ለበዋ ንጉስ ዳዊት „ በርትዕ ሰብኣይ ኩን.“ 1ይ ነገሰት 2፡ 2 መበገስን መፈጸምን ኣብ ሰብ-ኣውነትን ፍትሓውነትን ዝተሞርኮሰ እንካብ ኮነ ብዙሕ ሓሊፉ፡ „እዚ ውን ይሓልፍ“ ብዝብል እምነት! ክብርን ዝኽርን ነቶም ሓሊፎም ተስፋ ዝገደፉልና/ዝገደፋልና ተብዓት! ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን/ጀርመን 8.10.2015 ውረድ ውርደተኛ! ተዋሪድካ ኣዋሪድካና! ሓቢርና ንንዮርክ (NY) መጺእና ዓለም ትመስክር ክንብለካ ይኣኽለና! ውረድ […]

Eritrea faces day of reckoning as UN weighs choice between sanctions or aid theguardia news

UN security council to assess expert report on alleged support for subversive activity as EU moots possibility of increasing aid to tackle migration problem A report on Eritrea’s alleged support for subversive regional activity comes with relations between the country’s government and the international community at a crossroads. Photograph: AFP/Getty Images  The UN security council […]

ሽወደን ኣብ ኢጣልያ ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከተጣይስ ጀሚራ Radio Erena : 09 October 2015

ሽወደን ኣብ ኢጣልያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምጥያስ ክትጅምር’ያ። እዚ ዓርቢ 9 ጥቅምቲ 2015 ዝጅምር ምጥያስ ኤርትራውያን ናብ ሽወደን፣ ኣካል ናይቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዝተሰማማዓሉ፣ ኣብ ኢጣልያን ግሪኽን ንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ምምቕራሕ መስርሕ’ዩ። ኣብዘን ሃገራት፣ ብማእከላይ ባሕሪ ዝወሃዙ መብዛሕቶም ዜጋታት ሶርያን ኤርትራን ዝርከብዎም ኣስታት 160 ሽሕ ስደተኛታት ከምዘለው ይፍለጥ።   መንግስታት 28 ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ነዞም ስደተኛታት […]

ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሃናጽን ኣፍራስን ሓሳባት ዝምዘነሉ ደኣምበር፡ መን ተባዕ መን’ከ ፈራሕ ዝግምገመሉ መድረኽ ኣይኮነን።gereger.com

ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሃናጽን ኣፍራስን ሓሳባት ዝምዘነሉ ደኣምበር፡ መን ተባዕ መን’ከ ፈራሕ ዝግምገመሉ መድረኽ ኣይኮነን። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ኲናት ዓለም ዝተረእየ ኣሰቃቒ ደማዊ ኲናት፡ ዝበጽሐ ሰብኣውን ነዋታውን ዕንወት ኣብ ጸብጻብ ኣእትዩ፡ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ካብ ዓመጽን ዓመጻዊ ኣተሓሳስባን ነጺሑ፡ ሃገሩ፣ ኣህጉሩ፣ ብሄሩ፣ ሃይማኖቱ፣ ቋንቋኡ፣ ሕብሪ ቆርበቱ፣ ባህሉ፣ ደረጃ ምዕባሌኡ መንን ኣበይን ብዘየገድስ፡ […]