http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/0410SF5-05ST.pdf
Author: Administrator
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ ሰብ ግብራዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከም ዝጀመረ ተገሊጹ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ሃገሩ ናብ ወጻኢ ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ-ሰባት ንምቁጽጻር፡ ብሃገራዊ ባይቶኡ ኣቢሉ ብዘውጸኦ ተሪር ዓንቀጻት ዝሓቖፈ ሕጊ መሰረት፡ ብኩሉ ኣንፈታት እታ ሃገር፡ ብፍላይ ከኣ ምስ ሱዳን ብዘዳውብ ከተማ መተማ ብዝጀመሮ ምቁጽጻር ኣስታት 200 ኣብ ንግዲ ደቂ- ሰባት ኢድ ኣለዎም ዝበሎም ሰባት ብምሓዝ ግብራዊ ስጉምቲ ክወስድ ከም ዝጀመረ፡ ንማዕከን ዜና ቢቢሲ ብምጥቃስ ዝተፈላለያ […]
ግለጺ ሓዘን!! Posted: 5:50 pm, October 4, 2015 by ENSF-HIDRI
ERITREAN – COIE DEMO IN NEW YORK OCTOBER 29th 2015
Support and participate
ቃል መሪር ሓዘን !!
http://www.gereger.com/data/media/EcFnhnIab.pdf
መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም
መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም ካብዛ ንኹሱዖይ ንቕመጠላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን መሪር ሓዘን እንእና ተሰማዓና ንመርሑምሑም ሓርበኛ እንፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ፍሩም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እናበልና ፡ ንኹሎም ስድራቢቱን ቤተሰቡ መቕርቡን ንመቓልስቱን ጽንዓት ይሃብክም ንብል። ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካን ክናዳን
መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም
መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም ካብዛ ንኹሱዖይ ንቕመጠላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን መሪር ሓዘን እንእና ተሰማዓና ንመርሑምሑም ሓርበኛ እንፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ፍሩም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እናበልና ፡ ንኹሎም ስድራቢቱን ቤተሰቡ መቕርቡን ንመቓልስቱን ጽንዓት ይሃብክም ንብል። ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካን ክናዳን gereger.com
A call for a Demonstration in New York ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ
Eritreans in North America United in Support of the United Nations Commission of Inquiry would like to cordially announce a major Demonstration at the United Nations Headquarters in New York in support of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. History was made on, June 26, 2015, where demonstrations were held […]
Eritrea: Asmara’s Great Architectural Heritage in Danger
Residents of Asmara, Eritrea’s capital reputed for its Modernist architectural heritage lament the city’s decline as the regime obstructs crucial maintenance of the buildings that gained the city its reputation as ‘Little Rome’ where Italian architects freely experimented daring and innovative designed in the 1930s. In recognition of the importance of this heritage the […]