ምልካዊ ስርዓት ብሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተሰናቢዱ ኣይእለን። ስለዚ ግብራዊ ውቅዒት’ውን ከድልየና’ዩ

ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ 2016፡ ንሕና ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ብርክት ዝበሉ ኣጋጣሚታት ምኽንያት ብምግባር፡ ነንሕድሕድና ክንደሃሀን ኢህን ምሂን ክንበሃሃልን ተራኢና ኢና። ገላ ካብ’ዞም ኣጋጣሚታት ንጭውያ ዜጋታትና ኣብ ምድረ-በዳ ሰሃራ፣ ምጥሓልን ሞትን ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን፣ ከምኡ’ውን ብምኽንያት ጽንብል መበል 25 ዓመት ሃገራዊ ነጻነት። ብይን ናይ’ዚ ብዘይዕረፍቲ ከሳቕየናን ከድምየናን ጸኒሑ ዘሎ ዓማጺ ጉጅለ ንምስማዕን ደገፍና ንመሃብ’ውን ከምኡ። […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ኣባላት ውድባት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ- ሕድሪን ስምረት ምንቅስቃስ ንድሕነት ሃገርን ኣብ ስቱትጋርድ (ኮንቨርስትሃይም)     ናይ እዘን 2 ምሓዙት ውድባት ኣባላት ነበርቲ ስቱትጋርድን ከባቢኣን፡ ብቀዳም ዕለት 16 07 2016 ተራኺቦም ብሕባር ብህልዊ ክነታት ሃገሮም ብምምይያጥን  (ግሪል) ብምግባር ክዛነጉዑን ምውዓሎም ካብቲ ቦታ ዝመጸና ሓበሬታ የነጽር። እዞም ናይ እዚ 2 ምሓዙት ውድባት ኣባላት ዘካየድዎ ርክብ፡ ቤተሰቦም […]

ኣስመራ ኣብ መዝገብ ውርሻታት ዓለም ክትሰፍር’ያ Radio Erena: 15 July 2016

  ከተማ ኣስመራ ኣብ መዝገብ ውርሻታት ዓለምUNESCO ክትሰፍር ከምእትኽል ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ ካብ 10 ክሳብ 20 ሓምለ ኣብ ቱርኪ፣ ከተማ ኢስታምቡል ኣብ ዝጋባእ ዘሎ መበል 40 ዋዕላ ኮሚተ ውርሻታታት ዓለም ምዃኑ ኤምባሲ ቱርኪ ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። ኤምባሲ ቱርኪ፣ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፣ እቲ ኣብ ኢስታምቡል ዝጋባእ ዘሎ ኤርትራ’ውን እትሳተፎ ዘላ ዋዕላ ኣብ፣ ጥንታዊ፣ […]

20 MIGRANTS DEAD, 366 SAVED FROM BOATS IN MEDITERRANEAN

  Rescuers saved 366 migrants from rickety boats trying to cross the Mediterranean to Italy but at least 20 people were reported to have drowned, Italian police said on Saturday. The survivors, who were rescued in four separate operations, were crammed onto three rubber dinghies and a wooden fishing boat. They were all taken to […]

ሰነዳት ሳክቲዝም ‘Sactism’

  ፔጅ ሳክቲዝም ስራሕ ካብዝጀመርትሉ ኣትሒዙ ብምኽንያት ዝረኸበቶ ሰፊሕ ተቐባልነት ሓያል ሻቕሎት ዘሕደረ ጉጅለ ኢሳይያስ፡ ነታ ፔጅ ንምዕጻው ተፈለለየ ፈተናታት ኣካይዱ፡፡ ፈለማ ዝተወደበ ጥርዓናት ናብ ፌስቡክ ብምልኣኽ፡ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ክትዕጾ ገይሩዋ፡፡ ሓዳስ ፔጅ ብምኽፋት ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 19 ሺሕ ላይክስ (likes)፡ ልዕሊ 250 ሺሕ ፕሪቪው (Preview)  ፡ ከምኡ’ውን ልዕሊ 1 ሺሕ ሼር […]

How Israel can Help Resolve the Ethiopia-Eritrea Conflict

  On July 7, 2016, Israeli Prime Minister Benjamin Netanyahu and Ethiopian Prime Minister Hailemariam Desalegn held a historic bilateral meeting in Addis Ababa. Following the leaders summit, Desalegn announced that Ethiopia would support Israel’s bid for observer status at the African Union (AU). Netanyahu also urged Desalegn to pressure Hamas to release Avraham Mengistu, […]