ወርሓዊ ደሞዝ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ 130 ክሳብ 300 ዶላር ክብ ከምዝበለ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ሓጎስ ገብረህይወት ገሊጹ። እቲ በዓል ስልጣን ህግደፍ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፣ እቲ ንወርሒ 50 ዶላር ዝነበረ ክፍሊት ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ከከም ደረጃ ትምህርቶም ካብ 130 ክሳብ 300 ዶላር ክብ ከምዝበለ ሓቢሩ። እንተኾነ ሬድዮ […]
Author: Administrator
ሆላንድ፣ ናብ ኤርትራ ዝመላለሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክትከታተል ምዃና ተፍልጥ Radio Erena: 19 July 2016
መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ብዘቕርብኦ ዘለዋ ጸብጻብ መሰረት፣ ሚኒስትሪ ድሕነትን ፍትሕን እታ ሃገር ናብ ኤርትራ በጺሖም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ክትታል ከምዘሎ ኣፍሊጠን። ጸሓፊ ሚኒስተሪ ድሕነትን ፍትሕን ሆላንድ ክላስ ዶሚኒከስ ማርያ ድየኮፍ፣ ብዛዕባ ዕቱብነት እቲ ጉዳይ ኣብ ባይቶ ከምዝተዘተየሉ ኣረጋጊጹ። እቲ ጸሓፊ፣ “ናብ ኤርትራ በጺሑ ክምለስ ዝኽኣለ፣ ዑቕባ ዘውህብ ምኽንያት የለን፣” ክብል’ውን ገሊጹ። […]
መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ERITREAN VETERANS DAY ንምዝካር ህዝባዊ ጻዊዒት
www.gereger.com/data/media/qx9lxKWyN.pdf
Blackout: Leaks from Eritrea, Africa’s North Korea
ብኣተሓሕዛ እሱራት G15ን ጋዜጠኛታትን ዓለም ከተመስግነና ይግባእ።” ኣቶ የማነ ገብርኣብ Radio Erena: 18 July 2016
ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ጋዜጠኛታትን፣ ካልእ ዝኸፈአ ፍርዲ ብዘይምሃብና ዓለም ከተመስግነና ይግባእ፣ ክብል ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊጹ። ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብ ምስ ጀርመናዊት ሬድዮ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ጋዜጠኛታትን ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝሓተቱ ሰበስልጣንን ብዘይሕግን ፍርድን ብኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ቀዪዱዎም ክትብል ዓለም እንዳከሰሰቶ እንከላ፣ ካልእ ዝኸፈአ […]
UAE likely to be building a naval facility in Eritrea Jeremy Binnie, London – IHS Jane’s Defence Weekly 18 April 2016
The United Arab Emirates (UAE) appears to be constructing a new port next to Assab International Airport in Eritrea, which could become its first permanent military base in a foreign country. Satellite imagery shows rapid progress has been made since work began sometime after September 2015. A square of coastline measuring about 250×250 m […]
حزب النهضة اإلرتري فرع اثيوبيا أنهى إجتماعه السنوي بنجاح Eritrean Nahda Party
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1706NP6-02NA.pdf
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨ ንፈር ኢትዮጵያ ቀዳማ ይ ገ ጽ ዓመ ታ ዊ ኣኼቡኡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣሰላሲሉ
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1706NP6-03NT.pdf
Memo Submitted to. Date 2016-07-11
Swedish Government Swedish Parliament Human rights Institutes Dear Madams/Sirs, We, the undersigned representatives of Eritrean political and civil society organizations and community members residing in Sweden, have jointly decided to submit to you this urgent message regarding the latest resolutions of United Nations Human Rights Council based on the reports of the Commission of Inquiry […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ውድባዊ ዕማም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ኣኼባ ኣባላት ጨናፍር ኤውሮጳ 18 ሓምለ 2016!! ዲሞክራስያዊ መስረሓት 4ይ ኣኼባ ባይቶን ውሳኔታቱን ውድብና ካልእ ስእሊን ኩሕሊን ንምቕባእ ብዙሕ ክበሃል ቀንዩ። ደድሕሪ ህቦብላ ክጋልብ ዘይመረጸ ውድብ፡ ንዝቐነየ ፍረ-ኣልቦ ህውተታ ኣቓልቦ ከይሃቦ እዩ ዝቐነየ። እንተኾነ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ንዝኽተሎ ህዝባዊ ጠመተ ቀዳምነት ብምሃብ መብርሂ ክህብ ግዴትኡ እዩ። እነሆ […]