www.maltatoday.com.mt/news/national/67444/watch_on_the_worlds_deadliest_sea_aboard_moass_search_and_rescue_vessels#.V4XOkLgrKUk
Author: Administrator
ርብዒ ዘመን ኣብ ራዕድን መንቁልቋልን (ብብጾት ሞራልን ሰንሰሎማይን)
ኤርትራ ሃገርና ቅድምን ድሕርን ኣብ እዚ ርብዒ ዘመን ተቖጺሩ ዘሎ ስማዊ ናጽነትን ብሰንሰለት መግዛእታዊ ሓይሊ ኣብ መጠኑ ዝሓለፈ ዕንወትን ብርሰትን ዝተሳጥሓት፡ ማዕሪኡ ድማ ህዝባ ብሓለንጊ ጨቆና ምልኪ ምንቃጽ ዝኣበየ ስነብራትን ዘባህርር ማህሰይትን ዝበጽሓን ዝበጽሓ ዘሎን ሃገር ኢያ፡፡ እዚ ዘለናዮ እዋን እምበኣር፡ ነዚ ግብረ እከይ ድርሳነ መግዛእቲ መዘና ዘይብሉ ዓፈናን በደልን መዕገቲ ዝናደየሉ መደረኽ በጺሕና ብምህላውና […]
ውዕሎ ጀነቫ ዘነጸሮ ፖለቲካዊ ሃጓፍ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 07/07/2016
www.gereger.com/data/media/tXDigSeK2.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ውሕሉል ኣተሓሕዛ ውራይና። ካብ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሰሜን ኣመሪካ። ኣብዚ ቅንያት’ዚ ንመስርሕን ውሳኔታትን 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዝምልከት ዝተፈላለየ ርእይቶታት ክስማዕ ቀንዩ። እቲ ብሓደ ወገን ዝንገር ኣብ ሓቅን ክውነነትን ዝተመርኮሰ ክኸውን እንከሎ ገገሊኡ ድማ ወይ ብሰንኪ ሕጽረት ሓበሬታ ወይድማ ብዛዕባ’ቲ ውድብ ካብ ዝህሉ ባዕላዊ ኣጠማምታ ዝብገስ ስለዝኾነ […]
ካብ ጅዳ ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝተበገሱ ገያሹ ንመዓልታት ይደናጎዩ Print Email Radio Erena: 08 July 2016
መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ጅዳ- ኣስመራ ንዝመላለሱ ገያሹ ንመዓልታት የደናጉዮም ምህላዉ ተሓቢሩ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝጥቐሙ ገያሹ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሑዞም ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተመደበ ግዜ ክሳብ ሓሙሽተ ሰዓታት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዳን ርያድን ክጽበዩን፣ ኣብ ገለ እዋናት ከኣ ክሳብ ሰለስተ መዓልታት ይመላለሱን ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ገያሾ መዓልታዊ ናብ መዓርፎ […]
አብ 4- ቦታታት ኤርትራ ጽሑፋት ተዘርጊሑ።
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0807SW6-09NT.pdf
ሞት ሓው ናይ ቀብሪ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0707FD6-01CT.pdf
ሃገራዊ ባይቶ ሆላንድ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃገሩን ኣብ መላእ ኤውሮጳን ዝገብሮ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ንምቁጽጻር ዘኽእሎ መደብ ሰሪዑ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0507SAG6-02NT.pdf
ሕቶ መንነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ቅዕቀብን ሓርነቱ ዝተጎናጸፈ ሕብረተ-ሰብ ንምርግጋጽን ሕጂ’ውን ብጽንዓትን ተወፋይነትን ንረባረብ።
www.jeberti.com/a16/mennet%20hzbn%20hagern.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ፡ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) 4ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ ዕለት 01 ክሳብ 05 ሓምለ 2016 ኣካይዱ፡፡ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ኣብዚ ንሓሙሽተ መዓልታት ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፡ ዝሰርዖም ኣርእስተ ኣጀንዳታት፡ ዓለማዊ፡ ኣህጉራዊ፡ ዞባውን ከባብያውን፡ ሃገራውን ኩነታት፡ ናይ ነብሲ-ወከፍ ፈጻሚ ኣካል ቤት ጽሕፈታቱ ዝቐረበ ናይ 6ተ ኣዋርሕ […]