http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0807AH6-03BT.pdf
Author: Administrator
ነበርቲ ከተማ ኣስመራ ዘይጽወር ብዝበልዎ ክብሪ መነባብሮ፡ ስርቅን ዓመጽን ይሳቐየ ኣለው።
www.gereger.com/data/media/7tkyjLe2S.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ግሃድኤ – ሕድሪ ጨንፈር ጀርመን ብ6 ነሓሰ 2016 ጨንፈራዊ ኣኼባኦም ኣሰላሲሎም። ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድሪ ጨንፈር ጀርመን ብ6 ነሓሰ 2016 ጨንፈራዊ ኣኼባኦም ኣሰላሲሎም። ኣባላት ጨንፈር ንዝቐረበሎም ኩነታት ውድብን ኣተሃላልዋ ደምበ ተቓውሞ ብሓፈሻን ብዕምቆት ድሕሪ ምግምጋሞም ነቲ ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ዝወሰዶ ስጉምቲ ኣወንታዊ መፍትሒ ምዃኑ ተቐቢሎሞ። ከምኡውን ብጻይ በርሀ ተኽልዝጊ ወኪል አሰናዳኢ ጉባኤ ኣብ […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
– ንኡስ ጨንፈር ግሃድኤ-ሕድሪ ሆላንድ ኣኺብኡ ዛዚሙ ንኡስ ጨንፈር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሆላንድ ብዕለት 07. 08. 2016 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ኣኼብኡ ከምዘካየደ ካብቲ ከተማ ዝተላእከልና ርጡብ ሓበሬታ የነጽር። ንኡስ ጨንፈር ሆላንድ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሆላንድ ዝነብሩ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፡ ነበርቲ አባላት ውድብን ሓደስትን ዝተኻፈልዎ ሰፊሕ ኣኼባ ምንባሩ ውሃብ ቃል ወሲኹ ይሕብር። ድሕነት […]
ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ከም ጥርሙዝ ብቐሊሉ ብትን ዝብል ኣይኮነን ማሕሙድ ሳልሕ
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0707MS6-03AT.pdf
መን ኢዩ ኣለም ግይቶኣም [ወዲ ጀነራል ጎይቶኦም] ብዑመር መሓመድ[ኑግበ] 06/08/2016
ገዲም ተጋዳላይ ኣለም ጎይትኦም ካብ ኣብኡ ጎይትኦም ኣብ ከረን ካብ ሓንቲ ክትሰርሕ ኢላ ንኤርትራ ዝኣተውት ግርዞ ትግራይ ኣብ ከረን ተወሊዱ ዝዓበየ ፡ኤርትራዊ ኒሕ ዘይብሉ ልሙስ ኤትራዊ ኢዩ።ኣለም ምስ ጎበዘ ብዝሓደሮ ሃገራዊ ስምዒት ልክዕ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ንሜዳ ወረደ፡ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከኣ ተሰሊፊ።ተጋዳላይ ኣለ ብዝነበሮ ድኩም ግድኒ ናይ ተመርካክነትን ምእዙዝነትን ምራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ቀልጢፎም […]
Festival Frankfurt 2016
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/0507DP6-03AT.pdf
ጨንፈር ሽወደን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዕዉት ሰሚናር ኣካይዶም
http://gereger.com/data/media/eoS7IrMV2.pdf
ርክብ ምስ ተጋዲላይ ሓሚድ ሳልሕ ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓዯ ካብቶም ቀዲሞት ሰልፈኛታቱን፣
http://gereger.com/data/media/9UnYJXdpr.pdf
ቅርዓት ኤርትራ- ልሳን ህዝቢ ኮይኖም ባና ሓርነት ዘርኣዩ ጋዜጠኛታት ኤርትራ August 5, 2016
Freedom fighter jornalists,you all pay heavy price. sallina.com