ገዲም ተጋዳላይ ኣለም ጎይትኦም ካብ ኣብኡ ጎይትኦም ኣብ ከረን ካብ ሓንቲ ክትሰርሕ ኢላ ንኤርትራ ዝኣተውት ግርዞ ትግራይ ኣብ ከረን ተወሊዱ ዝዓበየ ፡ኤርትራዊ ኒሕ ዘይብሉ ልሙስ ኤትራዊ ኢዩ።ኣለም ምስ ጎበዘ ብዝሓደሮ ሃገራዊ ስምዒት ልክዕ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ንሜዳ ወረደ፡ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከኣ ተሰሊፊ።ተጋዳላይ ኣለ ብዝነበሮ ድኩም ግድኒ ናይ ተመርካክነትን ምእዙዝነትን ምራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ቀልጢፎም ስለዝመዝምዝዎ ፡ከም ንቡር ወትሃድራዊ ታዕሊም ከይወስደ ብሕርያ ካብቶም ዝተወዝዑ ኣዚዮም ውሑዳት ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሓደ ኢዩ።
ተጋዳላይ እብራሂም ቶቲል ከኣ ብሕርያ ወስዱ ናቱ ተላኣኣክን ተስካሚ ስንጥኡን ክከውን ከምዘሎዎ ዝገብሮ ፡ኣለም ናይ ተምርካክነት መንፍስ ከምዘለዎ ስለ ዝመዝመዘ ደእንበር ሰብ ሲኢኑ ኣይኮነን ፡ስለዚ ሕጂ ከኣ እቲ ሕሉፍ ታሪኩ ሓጺቡ ኣብ ግድኒ ውጹዕ ህዝቡ ደው ከይብል ፡ምስ እስያስን ደቂ መዛምርቱን እንዳ ተሓባበረ ጸረ ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ካብቶም ዝንቀሳቀሱ ዘለዉ ዑስባት ኢዩ።
ኣይተ ኣለም ግይቶም ንጎይትካን ፍጣሪካ ኢሰያስን ንሓርብኛታት ተቃለስቲ ከተነውርን ከተጽልምን ተልእኮ ከምዝተዋህበካ ዘይንፈልጥ ከይመስልካ ፡ግይታካ ፍጣሪካ ነዓካ ደኣንበር ንመንም ኤረትራዊ ዝውክል ከይመስለካ ናይ ሎሚ ተግባርካ ከኣ ናይ ጽባሕ ታሪክ ምካኑ ከይትዝንግዕ ።እንተ ንሕና መንእሰያት ዘይ ከማካ ምስቲ ወጽዓ ህዝቡ ክቅንጥጥ ሓርበኛዊ ስራሓት ዘካይድ ዘሎ ሓርበኛ ተጋዳልይ ብልጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ጠጠው ብምባል ዋልታ ህዝብናን ሃገርናን ክንከውን ምካን ዝዘንጋዕካ ትመስል ።
ህግደፍ ንዓኻ ንኣለም ሕሉፍ ታሪኽካ ዳመጅ ዘስዓብልካ፡ ነዚ ሕጂ ተመሊስካ ኣብ ክንዲ ትጽሪ ካብ ርስሓት ናብ ርስሓት ትሰጋገሮ ዘለካ ተመሊስካ ጽቡቕ ትገብረሉ ዘለኻ ከይ መስለካ ኣብ ኣፍ ኣምበላይ ገበል ትኣቱ ከምዘለካ ከዘካክረካ እደሊ ።ከምቲ ንስካ ብግይታካ ትላኢካ ናይ ዕስቡነትካ መንፈስ ዘንጸባርቅ ፈላላዪ ውዲት ዘይ ሕጋዊ ስርዓት ኤርትራ ብኣፍ እለም ግይቶም ኣቢሉ ብመስክረም ነት ህዝብና ንምብትታን ከይተሓለለ ይስርሕ ከም ዘሎ ከንፍልጥ ክሕብረካ እደል፡ነገሩ ከምዚ እቦታት ክምስሉ ሕኑቅ እንታይ የውጽእ ዓፍራ ኢዩ ሎይኑ ትንሰሃጉ ዘለኩም።እንተ ሓርበኛታትና ስርሖም ይቅጽሉ፡ እንተ ንስኩም ጠፍእና እልኩም ክትንሳሃጉን ብመንነትኩም ከተማርሩን ኢኩም ፡ጽባሕ ግን ብናይ ሕጂ ትግባራትኩም ካብ ተሓታትነት ትምልጡ ከይምስሉም ።ወደሓንካ ኣይተ ኣለም
ተባዕ ቃልስና ክዕወት ኢዩ!!
ኣገልገልቲ ምልኪ ካብ ተሓታትነት ኣይከምልጡን ኢዮም!!!