ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ 10ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቃኒዑ፡ ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ዜና ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ 10ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቃኒዑ፡   ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) 10ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 01 ክሳብ 02 ጥቅምቲ  2017 ኣካይዱ ከምዝዛዘመ ኣብ ዝለኣኸልና  ዜና ሓቢሩ፡፡ እቲ ዝበጽሓና ዜና ወሲኹ ከምዝሓበሮ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ካብ ዕለት 17-20 ሰነ 2017 ምክያዱን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣቐሚጡ ምዝዛሙን […]

Eritrean tells court he’s not migrant smuggling kingpin

An Eritrean man accused of being a kingpin of a migrant smuggling ring has told a court in Palermo that his is a case of mistaken identity. The suspect’s lawyer, Michel Calantropo, said his client made the declaration as the trial for human smuggling reopened Tuesday in a new court and was combined with a parallel trial. […]

Ethiopia Frees Eritrean Journalists After Nearly 11 Years

Two Eritrean TV journalists who spent more than a decade imprisoned in Ethiopia have been released, according to family members and Eritrean press freedom advocates. The sources told VOA’s Horn of Africa service that Tesfaldet Kidane and Salih Gama were released over the weekend. A family member of Kidane said Gama has already left for […]

ኢትዮጵያ መንግስቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ንኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ምሕረት ሂባ።

http://hrc-eritrea.org/letter-to-prime-minister-hailemariam-desalegne/     ድሕሪ ዳርጋ ናይ ዓሰርተ ሓደ ዓመት ማእሰርቲ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ጋዜጠኛ ተስፋልደት ኪዳነን ጋዜጠኛ ሳልሕ እድሪስ ገማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ መጀመርያ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ተፈቲሖም። ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እዞም ክልተ ጋዜጠኛታት ካብ ቤት ማእሰርቲ ንክወጹ ብዙሕ ጻዕርታት ከካይድ ጸኒሑ እዩ ። ነቶም እሱራት እንቛዕ ካብቲ ብዘይ ክስን ፍርድን ተኣሲርኩሙሉ ዝጸናሕኩም […]

Alganesc Fessaha, in Italy with the Missionary Center of Trento

link to vote for Alganesh Fesseha http://premiodelvolontariato.focsiv.it/en/premiodelvolontariato.focsiv.it/en Alganesc Fessha was born in Eritrea, who has almost always lived in Milan, a medical practitioner in Ayurveda medicine, a nurse of the non-governmental organization “Gandhi”, who has been fighting for years to save refugees from the Horn of Africa, Europe facing enormous risks of all kinds. This struggle is mainly […]

ክቡራት ተኸታተልቲ! Sacttism.

ኣብ ቀረባ፣ ብዛዕባ ብወኪል ሃ/ድሕነት፣ ኣብ ጽንብል 24 ግንቦት፣ ቦምባ ከፈንጅር ንፍሉይ ስርሒት ዝተልኣኸ፣ ሳዲግ ዝተብሃለ ኣባል ብሄር ኩናማን ዘሕዝን ፍጻሚኡን፣ ከምኡ ‘ውን ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ዝምልከት፣ ዝርዝር ሓበሬታ ክፍንወልኩም’የ። ክሳብ ሽዑ፣ ብኣባላት ውሽጣዊ ጸጥታ፣ ብትእዛዝ ፕረሲደንት፣ ካብ ናይ ሜ/ጀ ተኽላይ ሃብተስሉስ ኮምፑዩተር፣ ብፍሉይ ስርሒት ካብ ዝተወሰዱ ገለ ሰነዳት የቕርበልኩም። ምሳይ ካብ […]

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ሸውሃት ዝዓጹ ኣዘራርባ ብንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)

  ክሳብ’ዚ ቀረባ ጊዜ ኣነ’ውን ርእይቶይ ንምሃብን ርእይቶ ካልኦት ንምስማዕን ብኢንተርኔት ንዝወሃብ ኣስተምህሮታትን ብራድዮ ንዝፍኖ ጽሑፋትን ኣብ ፓልቶክ ንዝካየድ ክትዓትን ካብ ዝከታተሉ ግዱሳት ኤርትራውያን ሓደ ኢየ ጸኒሔ ። ኣብዚ ጊዜ’ዚ ግዳ ብዙሕ ኣገዳሲ ዘይኮነ ፣ ኣብ ውልቃዊ መጥቃዕቲ ወይ ኣብ ነፍሰ ምክልኻል ዘተኰረ ፣ ብዙሕ ጽሑፋት ወይ መደረታት ስለ ዘጋጥም ናይ ምንባብን ምጽሓፍን ሸውሃተይ እናጐደለ […]