Sudan Closes Border With Eritrea Jan. 6, 2018, at 8:05 a.m.Reuters መንግትስቲ ሱዳን ዶብ ምስ ኤርትራ ዘራኽብ ከምዝዓጸወት ምንጭታት ዓለም ገሊጸን።

KHARTOUM (Reuters) – Sudan has closed its border with Eritrea a week after Sudan’s President Omar al-Bashir announced a six-month state of emergency in the regions of Kassala and North Kurdufan, state news agency SUNA said on Saturday. SUNA did not provide reasons for the border closure. Last week’s decree was part of ongoing disarmament […]

UAE-backed Egyptian forces arrive in Eritrea ናይ ኢጅፕት ወተሃደራት ምስ ዘብናዊ ከቢድ ኣጽዋር ውግእ ናብ ኤርትራ ከምዛኣተዉ ምንጭታት ሐቢሮም።

Following coordination with the United Arab Emirates, Egyptian forces arrived in Eritrea today, Al Sharq has reported. The forces are armed with modern technology and heavy armoured vehicles. Sources told Al Sharq that a meeting was convened between the UAE, Egypt and the Sudanese opposition representing groups in Darfur and eastern Sudan. There are no reported military confrontations. The […]

መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኸባ ኣብ ፍራንክፈርት

ንቀዳም ዕለት 13.01.2018 ብኣገደስትን ኣድለይትን ኣርእስትታን መደባትን ህዝባዊ ኣኸባ ክንገብር መዲብና ከምዘለና ንሕብር። ስለዚ ሕጅውን ኩሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ወይመጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኸባ ኣብ ፍራንክፈርት ንቀዳም ዕለት 13.01.2018 ብኣገደስትን ኣድለይትን ኣርእስትታን መደባትን ህዝባዊ ኣኸባ ክንገብር መዲብና ከምዘለና ንሕብር። ስለዚ ሕጅውን ኩሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ወይ ኤርትራዊት ደላይ ፍትሒ ተቐማጣይ ከተማ ፍራክፈርትን ከባቢአን በዚ ዕለቱን […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ሎንዶን ዓባይ ብርጣንያ።

ብኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ንሰንበት ዕለት 28 ጥሪ 2018 ኣብ ኣርችወይ ሰሜን ሎንዶን ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ማርያም ልደታ፡ ሰፊሕ ዝኾነ መደብ ኣስተምህሮ ክቐርብ`ዩ። ኣብ`ዚ ኣጋጣሚ ተሳተፍቲ ናይ`ዚ በረኸት ንኽትኮኑ ክፉት ዕድመና ንኹሉ ህዝቢ ብኣኽብሮት ንሕብር። ሃዋርያዊ ዑደት ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣብ ዓባይ ብርጣንያ!ብምኽንያት በዓለ ጥምቀት ጐይታና ኢየሱስ፡ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሃዋርያዊ ዑደት […]

Happy New Year to all ርሑስ በዓል ሐድሽ ዓመት ይግበረልና።

ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘለኹም መቃልስትና ኤርትራውያን ንትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ቃልሲ ኣንጻርዚ ዓማጺ ስርዓት ዮሃና ንብል።ውጹዕ ሕዝቢ ኤርትራ ኣይትተሐለል ግዝየ ይነውሕ እምበር  ፍትሐዊ ቃልሲ ኢዩ ተዓዋቲ።መዝማዚ ስርዓት ዝዓንዋሉ ግዝየ ነዊሕ ኣይኮነን።በዚ ኣጋጣሚ ኻኣ ርሑስ ሐድሽ ዓመት ይግበረልና፡ኣብ እነካይዶ ዘለና ኣንጻር ዓመጽ ቃልሲ ኻኣ ዓወት ይሃበና።

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ብርግጽ ፣ ኣይምተቃለሰን ነይሩ !!!

ብ ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ) ንኣይ ይመስለኒ ከም ዝነበረ ሕዝቢ ኤርትራ ብረታዊ ቃልሲ ዘካየደ ነጻነቱ ድሕሪ ምርግጋጹ ፣ ከምቲ ኣብ ጊዜ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝነበሮ ነተን ንትውልዳዊ ዝምድናኤን ታሪኸን ባህለን መበገሲ ብምግባር ብመንግስቲ ጥልያን ዝቖማ ንሱ (ሕዝብና) ከኣ እተሰማምዓለን ኣውራጃታቱ ፣ ወረዳታቱ ፣ ዓድታቱ ባዕሉ ንባዕሉ እናኣመሓደረ ብፈደረሽን መልክዕ ዝነብር መሲሉዎ ኢዩ ። ብናተይ ኣረዳድኣ ፣ ንከም […]