United Eritrea Media ናይ ሐዘን መግለጺ ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ኣቶ ኣብርሃምነጋሲ። Written by Administrator. Date of post: January 30, 2018January 30, 2018. Leave a comment መርድእ ናይ ሐዘን መግለጺ ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ኣቶ ኣብርሃምነጋሲ ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ መንግስተ ሰማይ፤ ንምሉኣት ስድራቤት ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ Gereger ገርገር መርበብ ሓበሬታ