United Eritrea Media ዳሓን ኩን ኽቡር ሓርበኛ ተቃልሳይ ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ Written by Administrator. Date of post: January 30, 2018. Leave a comment መርድእ ዳሓን ኩን ኽቡር ሓርበኛ ተቃልሳይ ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ እግዚኣቢሄር ኢዱ ኣንጺፉ ተቐቢሉ ኣብ ቦታ ገነቱ የእትኻ ንስድራኻን ብዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ንኽሎም መቕርብካን ናይ ቃልሲ ብጾትካን ድማ ጽንዓት ይሃብ :ንህዝቢ ኤርትራ ሓራ ንምውጻእ መዋእልካ ዝተቓለስካሉ ክሳብ ነርክበካ ኢድና ከይ ሃብና ብጽንዓት ከም ንቕጽሎ መብጻዓ ይኹነና ቅሰን ጅግና ሓርበኛ ኣቦ ቃልሲ ኣቶ ኣብርሃ ነጋሲ ብኣካል ድኣ ተፈለየና እምነር ብመንፈስካን ዕላማኻን ግን ኣይተፈለኻናን ። ካብ ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ) ናይ ፍትሓትን ቀብርን ዝግበረሉ ንሶኑይ ክኸውንዩ ቦታ መሕዘን ቦታ ፍትሓት ዝግበረሉን በታ ናይ ቀብርን ዝግበረሉ ኣድራሻ ሎሚ ድሕሪ ቐትሪ ከነስዕበልኩም ኢና….. ካብ ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ) 30 ጥሪ 2018