ሰራዊት ኢትዮጲያ ካብ ሸራሮ ናብ ‘ማእኸል ዓዲ’ ሰራዊት ክግዕዝ እዩ
Author: Administrator
UAE deploys Wing Loong II UAV to Eritrea
https://www.janes.com/article/82382/uae-deploys-wing-loong-ii-uav-to-eritrea?from_rss=1
ታሪኽ ኤርትራ ከይፈርስ፡ ኤርትራዊ መንነት ከይድምሰስ፡ ኤርትራዊ ልዑላዉነትና ነዉሕስ
ግላዊ ርእይቶይ ንደለይቲ ፍትሒ፡ http://www.gereger.com/data/media/TbZk7ehq4.pdf
መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ደገ ወጺኻ ኣውያትካ ኣስምዕ ንጥፍኣትካ ውዲት ይመሃዘካ ኣሎ፡(ክተት ኣብ የመን ይእወጅ ኣሎ)
ህግደፍ ንጥፍኣት ኤርትራውያን ስለዝተቃለሰ ሕጂ ውን ነዚ ተርፉ ዘሎ መንእሰይ ከጥፍእ ናብ የመን ገጹ ይዋገየልካ ከምዘሎ ንሕብረካ፡መንእሰይ ኤርትራ ነዛ ምንባር ኣብ ሃገሩ ሲኑ ኣብ ፈቀዶ ባሕርን ምድረበዳን ይሃልቅ ኣሎ ፡እምበኣር ናብ የመን ዓውደ ውግእ ከጽንተካ ስለ ዝሕስብ ዘሎ ኣብ ደገ ወጺኻ እምቢ ኣይንዋጋእን ህዝባዊ መንግስቲ ይተኸል ኢልካ ኣውያትካ ኣስምዕ።እብ ደገ ዘለና ዓቅምና ድሩት ኢዩ እቲ […]
Why Eritrea is called Africa’s North Korea
https://www.economist.com/the-economist-explains/2018/08/14/why-eritrea-is-called-africas-north-korea
ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ
ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ ህዝቢ ኤርትራ ነታ ብኣሸሓት ዝኣክል ህይወት ደቁን፡ብምልዮናት ዝቑጸር ንብረትን፡ንዋትን ከፊሉ ዘምጸኣ ነጻነት ከየስተማቐረ ኣብ ትሕቲ ሕሱም ገዛኢ ካብ ዝቑረን እንሆ ልዕሊ 27 ዓመት በጺሑ ይርከብ።ሎሚ ድማ ውልቀ መላኺ ንሃገርና ብሽፋን ሰላም ንመሬት ኤርትራ ኣሕሊፉ ክህቦ ከሎ ንርኢ ስለዘለና፡ንሕና ኤርትራውያን ተቐማጦ ካስል ብጉዳይ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ንምምይያጥ ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ ንሰንበት ዕለት 26/08/2018 […]
OPEN LETTER TO Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed ህጹጽ ጸዋዒት ዝሓዘት ቅልዕቲ መልእኽተይ ዘርኣይ ገብረ
http://gereger.com/data/media/XaIoZqvB2.pdf
Global Eritrean dialog for National Harmony and unity conference ህዝባዊ ፡ ዘተ ንኹሉ ኤርትራዊ ብሃገሩ ዝግደስ
ዕድመ ፡ ህዝባዊ ፡ ዘተ ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን’ዩ Friday 10.08.18 ካብ ሰዐት 18:00 PM ናይ ሚሽት ኪሳብ 23:00 PM Saturday 11.08.18 ካብ ሰዐ ት 9:00 AM ናይ ኒግሆ ኪሳብ 24:00 PM
In peace between Ethiopia and Eritrea, UAE lends a helping hand
https://www.businessinsider.com/r-in-peace-between-ethiopia-and-eritrea-uae-lends-a-helping-hand-2018-8?yptr=yahoo&r=UK&IR=T
“ዕርቀ ሰላም ክሳብ ክንድዚ ቀሊል እንተነይሩ፡ ስለምንታይ ኣሽሓት መንእሰያት ጠፊኦም?”
https://www.bbc.com/tigrinya/news-45101730