መንእሰያት ኤርትራ፡

ኣበድ ተስፋይ ብዘይካ እቶም ብመርገም ወለዶም ድዩ ብኻልእ ጸረ ሃገረ ኤርትራን ኤርትራውነት ደው ዝብሉ ኤርትራውያን ናብኦም ዝቐንዕ መልእኽቲ የብለይን፡እላ ይቕሬታ ሓቲቶም ኣብ ደምበ ሃገራውያን ደለይቲ ፍትሒ ክምለሱ ፍቓደኛታት ክሳብ ዘይኮኑ፡እዚኣቶም ጸላእቲ ሓድነትን ኤርትራዊ ሃገርነትን ዝኾኑ ጎረባብቲ ዝፈጠርዎም ስለ ዝኾኑ፡ ገና ዕንቅፋቶም ክቕጽል እዩ።እቶም ሃገራውያን ኣብ ሓንቲ ጥምርቲ ኤርትራ እትኣምኑ ግን፡ኣብ ኩሉ ዘለኹም ማለት ኣብ ህግደፍ […]

ግንባር ሃገራዊ ድሕንት ኤርትራ-ሕድሪ ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኹሉ ደላይ ፍትሕን ብሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ   ኩሉ ኣድህቦና ናብ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ጀነቫ ኣብ ዓለም ሰላም ኩሉ ነገር እዩ። ሰላም ቅሳነት፡ ምዕባለን ዕብየትን’ዩ። ኣብ ሰላም ፖለቲካዊ፡ ቊጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ ዲፕሎማስያዊ ጉዳያት ንረብሓ ህዝቢ ዘገልግል ምዕባለታት ብዘይምቊራጽ ከመዝገብ ይከኣል እዩ። ኣብ ቅሳነትን ምዕባለን ዝሰፈነሉ፣ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገጸሉ ራዕድን ጥሜትን ቦታ የብሎምን። ፍልጠት ይምዕብል […]

German minister expresses optimism after visit to Eritrea

  A decline in migrants from Eritrea is expected after the country and Ethiopia have made peace, Germany’s development minister said on Friday after visiting the long-reclusive country. Gerd Mueller spoke to reporters in Ethiopia after meeting Eritrea’s longtime President Isaias Afwerki. Eritrea has been a major source of migrants fleeing toward Europe and elsewhere, […]

ጀርመን፣ ጓል 56 ዓመት ሰበይቲ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ካብ 6 ክሳብ 8 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም Radio Erena

ኣብ ምብራቕ ጀረመን፣ “ኣብ ምእራይ ጠረሙዝ ንዝነበረት ጓል 56 ዓመት ሰበይቲ ተጋሲስኩም፣” ተባሂሎም፣ ዝተኸሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ነፍሲ ወከም ካብ 6 ክሳብ 8 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም። ማዕከናት ዜና ጀርመን ብዘቕረብኦ ሓበሬታ፣ እቶም ሓተቲ ዑቕባ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ነታ ኣብ ጎደና ንዝተደርበየ ጥርሑ ጠራሙዝ ብምእካብ እናሸጠት እትናበር ሰብይቲ፣ ብእኩብ ከምዝዓመጹዋ’ዮም ተኸሲሶም። ጉዳዮም ብቤት ፍርዲ ክርአ ድሕሪ […]