12-year-old girl found dead in Tel Aviv, police said to suspect mother’s partner ጓል 12 ዓመት ኣብ እስራኤል ሞይታ ተረኺባ

ናይ እስራኤትል ፓሊስ ስጋብ ሕጂ ኣብ ጥርጠራ ኣእትዮሞ ዘለዉ ውልቀሰብ ዓርኪ ኣዲኣ ሙኻኑ ይገልጹ ኣማውታኣ ውን ብኸቢድ  መውቃዕቲ ከምዝሞተት ይሕብሩ።ተመሳሳሊ ቅትለት ጓል 16 ዓመት ውን ኣብ ሐደ መዓልቲ ከምተቀትለት ዜና እስራኤል ይሕብሩ https://www.timesofisrael.com/12-year-old-girl-found-dead-in-tel-aviv-police-said-to-suspect-mothers-partner/