ናይ እስራኤትል ፓሊስ ስጋብ ሕጂ ኣብ ጥርጠራ ኣእትዮሞ ዘለዉ ውልቀሰብ ዓርኪ ኣዲኣ ሙኻኑ ይገልጹ ኣማውታኣ ውን ብኸቢድ መውቃዕቲ ከምዝሞተት ይሕብሩ።ተመሳሳሊ ቅትለት ጓል 16 ዓመት ውን ኣብ ሐደ መዓልቲ ከምተቀትለት ዜና እስራኤል ይሕብሩ