Author: Administrator
ሕብረት ኤውሮጳ ደሕንነት ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከውሕስ ኤርትራውያን ሓቲቶም
https://www.bbc.com/tigrinya/news-46604155
ምትእኽኻብ ተማሃሮ ካይሮን ወተሃደራት አብ ሰራዊት ሱዳንን
ምዕራፍ 1 http://www.gereger.com/data/media/Eot1WeKYw.pdf
Human Rights Watch Submission to the Universal Periodic Review of Eritrea
https://www.hrw.org/news/2018/12/16/human-rights-watch-submission-universal-periodic-review-eritrea#
Israeli Police Releases Crime Data for 1st Time on Eritrean and Sudanese Migrants
https://www.albawaba.com/editorchoice/israeli-police-releases-crime-data-1st-time-eritrean-and-sudanese-migrants-1227352
ዕላማኻን ሓሳብካን ዝተቐርጸ ንምዃን ምጻዓር
ህዝቢ ኤርትራ ሕሰብ ኣስተው ዕልተማራመር ተባራበር http://www.gereger.com/data/media/eLAo7JtBC.pdf
ብማዕዶ ንተቓወምቲ ምሕማይ የብቅዕ ሑሱም ኣጀንዳ ህግደፍ ተሰይሩ ክነቅዕ
ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ብትውልዲ ኤርትራውያን የሕዋተይ ኣሓተይ ኤርትራ ሃገረ ሰማእታትና በዕጽምቶምን ብደሞምን ከፊሎም ሃገር ዝገበርዋ እቲ ተንኮላት ናይ ኢሳያስ ብሰብዓታት ናይ ምትላል ዝጀመር እኖሆ ሎሚ ምቹእ ግዜ ተጸብዩ ንመንእሰያትና ኵናት ኣጊዱ ሓደ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣጽኒቱ፥ንስደት ከሙኡ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣሳፊሩ፥ ኤርትራ ካብ ቤት ትምህርቲ ቤት ማእሰርቲ ዝበዝሔን ዝሰፍሔን ገይሩ ንኤርትራና ረሚሱዋ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ናይ […]
ጨቋኒ ምልኪ ክዓኑ፡ ሓድነትና ይሓይል ፍርሕና ይወገድ
http://gereger.com/data/media/aQdlcsQEM.pdf
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ግዱሳት ኤርትራውያን ዜጋ
ኣገዳሲ ሐቤረታ ብምቕዳም ናይ ክብሪ ሰላምታና ነቕርብ። ኣስዒብና ከምቲ ወርትግ እነዳልዎ ድራር ነቶም ምእንቲ ሃገርምን ህዝቦምን ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ጸሓይን ደሮናን ኣብ ሃገር ሱዳን ምስ ኩሉ መውጋእቲ ስቓይን ተወሳኺ ጸቕጢ ደምን ሽኰርን ካልእ ሕማማትን ወዘተ—-ተሳቒዮም ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራውያን ኣሕዋትናን፣ ብጾትናን ሓደ ምሸት ድራር ክንዝክሮም ናይ ኩላትና ኤርትራውያን ሓላፍነትን፣ ሓልዮትን ምዃኑ ንዓኻ፣ […]
ኣገዳሲ ሐቤረታ ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣኼባ ኤርትራውያን
ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቪርጂንያን ከባቢኡን http://www.gereger.com/data/media/nlFr2q7TY.pdf