እቲ ብ1965 ብመንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ናይ ኣመሪካ ጸጥታዊ ስለላ (CIA)ን: ነቲ ክካየድ ዝጸንሔ ኣንጻር መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምፍሻል ዝተላእከ፡ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ ዝተባህለ ዕሱብ ሰብ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ፡ ተቓላሲ ተመሲሉ ካብ ዝተሓወሰላ ዕለት ጀሚሩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብገርሁ ከሎ፡ ክምክቱኒ ይኽእሉ እዮም ኢሉ ንዝጠርጠሮም ብሉጻት ተጋደልቲ፡ ብኣብርሃም ተወልደ ጀሚሩ፡ ብርቱዕ ቅንጸላን፡ ኣዝዩ ሃሳዪ፡ ሃገራዊ ዕንወትን፡ […]
Author: Administrator
ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!!
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0301OG9-06AT.pdf
ናይ ኣለክሳንደር ፑሽኪን ሓወልቲ እንዳጸላእናስ። ሓወልቲ ጦር ሰራዊት???(ብ ኢዮብ ጞጃለ በይን)
ሰላም እታ ቅድሚ ኩሉ ነገር ቁልፊ ኮይና ናብ ጎደና ስልጣነ ምዕባሌን እተምርሕ ጥዋፍ ኢያ: ሰላም ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝብህግጋን ዝደልያን ኮቶ የለን:: እዞም ሻለቃ ዳዊት ግን ብጉልባብ ሰላም ተሸፍኖም ነቶም እንቢ ያለ ሰው ጥይት ኣጉርሰው እንዳበሉ ጡብ ኣዴታትና ዝቆረጹን ኣዳራሽ ህድሞታትና ዘቃጸሉን ብጃምላ ዘህሉቁና ዝነበሩ: ሓወልቲ ክንሰርሓሎም ኣሎና ክብሉ ኸለውስ ክሳብ ክንደይ ብምዓር ዝተሸፈነ መርዚ […]
ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣላሊናዮ ዶ?
ሕጅስ ይኣክል ምድንጋር መን ምስ መን ኢዩ ሕጂ ኽዋጋእ፡ኹሉ ትምኒት ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ምጽናት እምበር ዋላ ሐንቲ መዓልቲ ትኹን ንጽቡቅና ኣይተበገሰን፡ ስለዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክንነቅሐሉን ክንቅረበሉን ዘለና እዋናት እናተቃረበ ይኸይድ ምህላዉ ንኹልና ብሩህ ኢዩ።ንወያነ ቀዳማይ ጸላኢ ጌርካ ነቲ ድፋጫና ዘስተየና ወታሃደር ኣምሐራ ምሕቋፉ ብዘይ ሓደ ሚስጢር ኣይኮነን።ህዝቢ ኤርትራ በዚ ዝጥጆኦ ዘሎ ተንኮላት ክይትህመል ፡ብሐደ […]
መንግስታት ብጩቕ ዘይበልሉ ዳግማይ ምዕፃው ዶብ፡ ህዝቢኸ ‘ታይ በለ?
https://www.bbc.com/tigrinya/news-46727168
Breaking Sudanese President Steps Down Amid Unrest
Protesters demand Sudan’s leader step down
https://www.theherald.com.au/story/5830098/protesters-demand-sudans-leader-step-down/
መጻኢ ዕድላት ኢትዮ-ኤርትራ፣ 26 ታሕሳስ 2018 – ብወዲ ባሻይ።
ኣብ ሓደ ሕማቕ ኣጋጣሚታት ባህርያዊ ጸጋታትካን ተፈጥሮኣዊ ኣቀማምጣኻን ክዘርዩኻ ከም ዝኽእሉ እዙ ናትና ኣብነትን ከም ጭቡጥ መርኣያን መረዳእታን ይሕግዝ‘ዩ። <<መሰረተ-ምዕብልናታት ሓበሻ! ጎይታን ዋናን ኣኽሱመ-ኣዶሊስ ዝነበረ ሕብረተ-ሰብ፣ <<ፊደል ቀሪጹ፣ ብራና ኣንጺፉ፣ ቀለም ጠሚዑ፣ ምስ ቋንቁኡ ዘናበበ ሕብረተ-ሰብ። <<ክልቲኡ ዓበይቲ ሃይማኖታት ተቐቢሉ መንፈሳዊ እምነታቱ ዝዓቀበ ሕብረተ-ሰብ፣ <<ኣብ ዓለምና ታሪኻውን ጥንታውን ቅርስታት ዘበርከተ! ጥንታዊ ሕብረተ-ሰብ፣ ሎሚ ውሽጣዊ ጉዳያቱ […]