ስዉእ ሐርበኛ ኣብራሃም ነጋሲ ንቃልሲ ኤርትራ ብዘይ ተስፋ ሙቕራጽ ደኺመ ሐሚመ ኸይበልካ ብርክኻ ስጋብ ትዓጽፍ ተቃለስካላ ሃገር ኣብ መትከልካ ዝተሰዋእካ ሐርበኛ መሪሕ ምልክት ጽንዓት ቃልስኻ ኣብ ግብሪ ኣመስኪርካ ኢኻ።
ንመዋቲ ኣቦና መንግስተሰማይ የዋርሶ ከሙኡውን ጽንዓት ንሙሉኣት ስድራቤትን ንኩሉኹም ኣብ ቃልሲ ዘለኹም ገዳይም ሐርበኛታት ተጋደልቲን።
unitederitreamedia