ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስዊድን ስቶክሆልም ክካየድ ስለዝኾነ ፡ንኹሉ ብህዝቡ ወጽዓ ዝግደስ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ ክሳተፍ ከሙኡ ውን ናይ ህዝብና ኣውያትን ምረትን ከነስምዕ በዚ ኣጋጣሚ ሽማግለ ናይ ስቶክሆልም ትዕድም።
ቦታ ዝግበርሉ ኣብ ናይ ኤርትራ ኤምባሲ ።
ንዕለት 17/11/17
ሰዓት 1፡30-5:00pm
ብደሐን ምጹ።
Demonstration in Stockholm against HGDF to support our compatriot in Eritrea.
The address is in front of Eritrean Embassy.
Friday 17/11/2017@1:30-5:00PM